Home
Language
English
Türkçe
Bahasa Indonesia
About
Privacy Policy
Terms of Service
Pricing
Sign In
Download All
Share
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
@ShewitBitew
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
Joined June 2022
34
Following
4.4K
Followers
421
Posts
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
@ShewitBitew
4 months ago
Watch the full interview here for context. https://t.co/0zFoDG79jf ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
ShewitBitew's tweet video.
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
@ShewitBitew
4 months ago
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
@ShewitBitew
8 months ago
ሕቶታትናን ዕላማታትናን ብናይ ሓሶት ደለይቲ ለውጢ ተጨውዩ ፣ ሃፍትን ስልጣንን መአከቢ ተገይሩ ኣሎ። ካብዚ ብዝገደደ ኣብ ሓራ መሬት ተጋዳላይ ብዘይ ፍትሒ ይእሰር ፣ ብዘይ ምሕረት ይውቃዕ ፣ ብ��ለመ እውን ንኽዳሃልን ተስፋ ንኽቖርፅን ይግበር ፣ እዚ ድማ ኹሉ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ። ን ሌ/ጀ ፃድቃን ፣ ን ብ/ጀ ወዲ ኣንጥሩን ጉጅለታቶምን ስልጣን መሸቀጢ ኢሉ ዝስዋእ መንእሰይ የለን ክህሉ እውን የብሉን። ብተወሳኺ ድማ ዝሃለወ ፖለቲካዊ ኣፈላላይ ይሃልወና ፣ ዓድና እንትውረር ምስ ወራሪ ኾይና ዘይኾነስ ምስ ህዝብና ኾይና ሓድነትና ኽነጠንክር ኢና። ብፆት ፣ ንተኣኻኸብ ፣ ንደራጀው ፣ ንሰጣጠም ፣ ንትግራይና መኸተ ኾይና ተተካእቲ ወለዶ ንኹን። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
See More
ShewitBitew's tweet video.
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
@ShewitBitew
11 months ago
ሰላም ኣሕዋትን ኣሓትን ቓልስና ትድግፍዎን ዘይትድግፍዎን ብዘየግድስ ፣ ምእንተ ሓቅን ሰብኣዊ መሰልን ኢልኩም ኣብ ጎንና ዝዓሰልኩምን ዝተቓለስኩምን ኩልኹም ክብረት ይሃበልና ኽንብል ንፈትው። ትምእዱና ፣ ትመኽሩና ፣ ትኹርዩና ፣ ኣካይዳ ትሕብሩናን ሕልፍ እናበልኩም ድማ ትፀርፉናን ዝነበርኩም ፣ ብትግራዋይነት ቕንዕና ሓሲብኩም ብምዃኑ ኩሉ ሓሳባትኩም ብሕመቕ ሪእናዮ ኣይንፈልጥን። ሳላኹም ድማ ደሃይና ኽፍለጥን ኽንፍታሕን ኽኢልና ኣለና። የቕንየለይ ህዝቢን ሓቅን ዝሓዘ ይዕወት። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
See More
Who to follow
Tigray Education Bureau
@TigEduc
Let’s Bring Tigray Children Back To School
ሕውየት
@MeseretHadush
💚 ሕውየት ትግራይ ዝገሃድ ጓል ኣነስተይቲ ትግራይ እንትትሓዊ እዩ! 💚
Rutah
@RTafere
ሰጋር, MD
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
@ShewitBitew
about 1 year ago
ንትግራይናን ንህዝብናን ዝኽፈል ኹሉ ኽንከፍል ኣብ መስመርና ዘለና ህዝባዊ ሰራዊት ትግራይ ኢና ! ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
ShewitBitew's tweet video.
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
@ShewitBitew
about 1 year ago
ኣብ ሻለቃን ፣ ኽፍለሰራዊትን ዝርከቡ ኣመራርሓታት ናይ ውሽጥና ፅሬትን ምስጥጣምን ብዝብል ኣጀንዳ ዝተዳለወ መድረኽ ፣ ብምኽትል ግምባር መራሒ ተጋ. ዳንኤል ተኽላይ ሎሚ ዕለት 22 ብደማቕ ሞራልን ሓቦን ተጀሚሩ ኣሎ። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
ShewitBitew's tweet video.
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
@ShewitBitew
over 1 year ago
ዝተጨወየ ቓልሲ የለን ፣ ዝጭወይ ቓልሲ እውን ኣይህልውን። ንቃለስ ዘለና ሓድሽ ኣታሓሳስባ ኽንተክል እምበር ፣ ዝነበረን ዘጥፈኣናን ኣታሓሳስባ ሒዝካ ንምጉዓዝን ንምሕዳስን ኣይኾነን። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
@ShewitBitew
over 1 year ago
ብፆት ፣ ሕዚ ካድረታት ህወሓት ኸንድዝኸኣሉ የፀልሙና ዋላ ይፅረፉና ብዘየገድስ ፣ ንሕናን ንስኹምን ኢና ደብረብርሃን በፂሕና ዝተመለስና። ብፃይን ብፂትን ተባሃሂል�� ፣ ብ��ውኣት ብፆትና ተመሓሒልና ብዙሕ ስቓይን ዘይሕለፍን ዝሓለፍና ኢና። ሓደ ትግራዋይ ኽቡር እዩ ፣ ነዞም መራሕቲ ግና ኣይንታዮምን የግዳስ ውግእ ከም መነባብረኦም ጌሮሞ እውን እዮም። ካብ መስዋእቲ ትርከብ ሓንቲ ነገር ኸምዘየላ ብስውኣት ብፆትና ተዓዚብና ኢና። ስለዝኾነ ድማ ንባዕልኹም ካብዚ ጨቋኒ ስርዓት ናፃ ኣውፅኡ ፣ ወይ ናባና ሓራ መሬት ተፀንበሩ ወይ ድማ ናብ ገዛኹም ኪዱ ፣ ሓንሳእ እንተተጀሚራ መቋረፂኣ ኸቢድ ክኸውን እዩ። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
See More
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
@ShewitBitew
over 1 year ago
ኽንመያየጥ ይኹን ኽንረዳዳእ እንተኾይንና ፣ ምስ ኣብ ኹሉ ኸባቢ ዘሎ ብፃይናን ምስ ህዝብናን እምበር ምስ ኮርን ልዕሊ ኮርን ዝበሃል ሓላውን ሓሽከር ህወሓትን ናይ ሓሶት ሽርሒ ዝተመልኦ ኣኼባ ኣይንገብርን። ስራሕና ኽሳዕ ንውድእን ዕላማና ኽሳዕ ነሳኽዕን ኣብ ዘለናዮ ጠጠው ንብለሉን ን��ድሚት ካብ ምስጓም ነቋርፀሉን ኣንፈት ኣይህልውን። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
@ShewitBitew
over 1 year ago
ንዝሓለፍናዮ መከራን ሽግርን ፣ ድሕሪ ሕዚ ዝመፅእ ዘሎ ኹለ መዳያዊ ፀገምን ብርሰትን ተሓተቲ መራሕቲ ካድረታትን ምልሻታትን ህወሓት እዮም። ህወሓት ወይ ሞት እናበለ ዓዲ ተረከብቲ መናእሰይ እናገበረ ፣ ሓድነትን ድሕንነትን ትግራይን ተጋሩን እናሓንሽሸ ዘሎ ፀረ ዴሞክራሲያዊ ጉጅለን ካድረታቶምን ንሓንሳእን መወዳእታን ናብ ሕጊ ቐሪቦም ተሓተቲ ዝኾኑሉን ትግራይ ሰላም ትረኽበሉን ኣንፈት ብዝመፀ ይምፃእ መንገዲ ውሑስ ኽግበር እዩ። እወ ! ህወሓ��� ዝሓንሸሸቶ ሕድሪ ብፆትና ንሕና ኣይነዕብርን ! ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
See More
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
@ShewitBitew
over 1 year ago
ሎሚ ኾነ ፅባሕ ምስ ብፆትና ኽንዋጋእ ኣይንደልይን ! ይኹን እምበር ሓላዊ ጉጅለ ህወሓት ኾይኑ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ኽሕምሽሽ እየ ንዝብል ማ��ኛውም ሓይሊ ግን ፣ ንህላወና ኽንብል ዝኽፈል ኹሉ ኽንከፍል ድልዋት ኢና። ሕዚ ሓራ መሬት ኣብ ትግራይ ጌርናዮ ኣለና ፣ ኣብ ቀረባ መዓልቲ ዝውዳእ ወዳዲእና ዝፅፈፍ ኽነፅፍፍ ኢና። ሕዝውን ደጋጊምና ንብፆትና ኽነፍልጥ ንፈትው ፣ ሕዚ ውግእ ኣብ ዝጅመረሉ ሕማቕ ኣንፈት ኣለና ፣ ከም ዝሓለፈ ክኸውን እዩ ኢሉኩም እውን ብፍፁም ኸይትሓስቡ ፣ ስለዝኾነ ድማ ንውሕዳት መራሕቲ በሃልቲ ኢና ኢልኩም ኣጉል መስዋእቲ ምኽፋል ጉቡእ ኣይኾነነ። ናይ መጀመርታ ዝጠልምኹም ባዕሎም ናይ ጉጅለ ህወሓት መራሕትን ኮርን ልዕሊ ኮርን እዮም ፣ ንሶም ካብ ሳልሳይ ሓሊፎም ራብዓይ ምዕራፍ ፣ ሓምሻይ ምዕራፍ እናበሉ ፣ መንእሰይ እናወድኡ ኽነብሩ እዩ ባህጎምን ድሌቶምን። ብፆት ንፅባሕ ንበሩ ፣ ንኣያታትኩም ንበሩሎም ፣ ንእኖታትኩም ንበሩሎም ፣ ንቤተሰብኩም ንበሩሎም ፣ ንደቅኹም ንበሩሎሞ። ተሓጋጊዝና ፣ ሓደ ኾይንና ትግራይና ካብ ዘልኣለማዊ ውግእ ኣናጊፍና ፣ ሰላምን ልምዓትን ነብረሃላ። የቕንየለይ። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
See More
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
@ShewitBitew
over 1 year ago
ሕድሪ ���ወኣትና ኣይነዕብርን ፣ ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
ShewitBitew's tweet video.
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
@ShewitBitew
over 1 year ago
ቃልስና ኣንፃር እዚ ጨቋኒ ጉጅለ ስርዓት ህወሓት ጥራሕ እዩ። ንናይ ባዕሉ ሽማሽም እናውፀኣ ካብ መነባብርኡ ዘፈናቕል ፣ ንጨፍጫፊ ሻዕቢያ ከም ብፃዩን ሓዉን ዝቖፀረ ሕመቕ ዝተመልኦ ኣምባገነን ስርዓት እዩ። ናብ ህዝብኹም ዲኹም ኽትኩሱ ዝብል ሓላይ ዝመስል ናይ ሓሶት ፕሮፖጋንዳ ዝታለል ህዝቢ ትግራይ የለን። ናብ ብፆትና ሕዝውን ኣይንትኩስን ፣ ነቲ ስርዓት ንኸድሕን ንዝቃለስ ግን ብኹሉ ኣንፈት ኽንቃለሶ ኢና። እዚ ዝኸሸፈ ስርዓት ንባዕሉ ጠፊኡ ንህዝቢ ኽመላላዕ ��ፋእፋእ ኣብ ዝብለሉ ሰዓት ፣ ዋላ ሓደ ትግራዋይ ኣካል ዘይተደለየ ሞት ክኸውን የብሉን። ኢሂን ምሂን ምብህሃል ዋላኳ ፅቡቕ እንተኾነ ፣ እዚ ጨቋኒ ስርዓት ግና ብኣፍ ጨለ እምበር ብተግባር ዘየለ ምዃኑ ብተደጋጋሚ ኣፍሊጡና እዩ። ሕዝውን ዋላ ባህግና ሰላም ይኹን እምበር ፣ ነዚ ካብ ሕሉፍ ዘይመሃር ፣ ብፀርፍን ምሽቑራርን ምድሃልን ለውጢ ዘምፅእ ዝመስሎ ጨቋኒ ስርዓት ሓንሳእን ንመወዳእታን ካብ ልዕሌና ንምንጋፍ ዝኽፈል ኹሉ መስዋእቲ ኽንከፍል ተዳሊና ወዲእና ኢና። እንተነኣሰ ደቅናን ደቂ ደቅናን ብሰላምን ብራህዋን ህይወቶም ይቕፅሉ። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
See More
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
@ShewitBitew
over 1 year ago
ኣብ ሻለቃታትን ሓይልታትን ዝግበር ዘሎ ስፖርታዊ ውድድር ብፅቡቕ መልክዕ ይቕፅል ኣሎ። ካብ ወታደራዊ ስልጠናታት ብዝሓለፈ እውን ኣብ ኸምዚኦም ዝኣመሰሉ ውድድራት ምስታፍ ንሓድነትና ምጥንኻር ዓብይ ኣስተዋፅኦ ኣለዎም። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
ShewitBitew's tweet video.
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
@ShewitBitew
over 1 year ago
ካብ ሌላን ጉሌላን ዝፀረየን ህዝባዊ ዝኾነን ሰራዊት ኣብ ሓራ መሬት ንሃንፅ ኣለና። ናይ ሓደ ጉጅለ መሳርሒ ዘይኾነ ሰራዊት ብምዃኑ ፣ ካብ ዲያስፖራ ተጋሩን ፣ ፈተውቲ ተጋሩን ብዝተረኸበ ዘየቋርፅ ሃፍቲ ስሩዕ መሃያን በጀትን ተጀሚሩ ኸምዝነበረን ሕዚ ድማ ብዝተጠናኸረ መልክዕ ይቕፅልን ኣሎ። መሃያን ቐለብን 4,000 + 2,400 = 6,400 ቕርሺ። ተዓወትን ፣ ለውጢ ፈጠርትን ኢና። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
ShewitBitew's tweet video.
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
@ShewitBitew
over 1 year ago
ንቐደም በሉ ብፆት። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
@ShewitBitew
over 1 year ago
ገና ኽነንቀጥቕጦምን ኽነዛርቦምን ኢና ፣ ኹሉ ስራሕቲ ኣፃፊፍና ኣብ ናይ መወዳእታ ምዕራፍ በፂሕና ኣለና። ንእሽተይ ጥራሕ ዕግስ ንበል ፣ ቓልናን ተግባርናን ተወሃሂዱ ዝረኣየሉ ኹነታት በፂሑ ኣሎ። ትግራይ ናይ ኹላትና ተጋሩ እያ። ቃል ብፆትና ኣይነዕብርን ፣ ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
@ShewitBitew
over 1 year ago
ኣብ ስራሕ ኣለና ፣ ኣብ ተግባር ኣለና። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
@ShewitBitew
over 1 year ago
ካብተን ዘለዋ ግምባራት ሎሚ ዕለት 19/09/17 ዓ.ም ኣብ ሓዲኡ ልዕሊ መራሕቲ ሓይሊ ዝተገበረ ዘተ ናይ ሓሳባትን ቐፃሊ ኣካይዳን ዕውት ዝኾነ ምይይጥን ግምገማን ተገይሩ ኣሎ። ኣብ ስራሕን ተግባርን ኣለና ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
ShewitBitew's tweet video.
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው)
@ShewitBitew
over 1 year ago
መግለፂ ካብ ሓራ መሬት። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!! https://t.co/32yNpD0cSW https://t.co/32yNpD0cSW
Last Seen Users on Sotwe
Türk İfşa Pediası 🇹🇷
Seen from
Turkey
Penikmat Tante tantee
Seen from
Indonesia
DN(Doyan Nenek)
Seen from
United States
โกโก้ พารวย
Seen from
Thailand
Jiaren(Jade) Cai
Seen from
Singapore
Seçme Türk Sex Videoları
Seen from
Turkey
Gdlcaliente1
Seen from
Mexico
CLUB TRANS 🏳️⚧️
Seen from
United Kingdom
อยากสวิงเมีย
Seen from
Thailand
EVG
Seen from
Turkey
Trends for you
1
Luka
Under 10K tweets
2
Ty Jerome
Under 10K tweets
3
#AEWDynamite
Under 10K tweets
4
Acuff
Under 10K tweets
5
#mcrla
Under 10K tweets
6
John Anderson
Under 10K tweets
7
#Survivor51
Under 10K tweets
8
BioWare
Under 10K tweets
9
Cardi
Under 10K tweets
10
Angel Reese
Under 10K tweets
Most Popular Users
1
Elon Musk
@elonmusk
241.5M followers
2
Barack Obama
@barackobama
118.8M followers
3
Cristiano Ronaldo
@cristiano
114.5M followers
4
Donald J. Trump
@realdonaldtrump
111.8M followers
5
Narendra Modi
@narendramodi
107.1M followers
6
Rihanna
@rihanna
98.7M followers
7
NASA
@nasa
92.3M followers
8
Justin Bieber
@justinbieber
91.8M followers
9
KATY PERRY
@katyperry
90M followers
10
Taylor Swift
@taylorswift13
84M followers
11
Lady Gaga
@ladygaga
75.5M followers
12
Virat Kohli
@imvkohli
73.5M followers
13
Kim Kardashian
@kimkardashian
70.9M followers
14
YouTube
@youtube
68.8M followers
15
Neymar Jr
@neymarjr
66.5M followers
16
Bill Gates
@billgates
65.3M followers
17
Selena Gomez
@selenagomez
63.1M followers
18
The Ellen Show
@theellenshow
62.2M followers
19
CNN
@cnn
61.7M followers
20
X
@x
60.7M followers
Olivia
Online
✨
⭐
💫