Home
Language
English
Türkçe
Bahasa Indonesia
About
Privacy Policy
Terms of Service
Pricing
Sign In
Download All
Share
ዞላ ረመፅ
@ZollaTdf
Joined August 2023
165
Following
195
Followers
1.6K
Posts
ZollaTdf
retweeted
Danait 70⏳
@Danaity70
about 1 month ago
Set a reminder for my upcoming Space! https://t.co/p9KrCIAazu
ZollaTdf
retweeted
Danait 70⏳
@Danaity70
about 2 months ago
ናይ ረቡዕ ውዳሴ ማርያም 🌸❤🌿 4. ጸጋ ረኺብኪ፣ መንፈስ ቅዱስ ድማ ወሪዱ ኣብ ልዕሌኺ ነበረ፤ ሓይሊ ናይ ልዑል ከኣ ጸለለኪ። ኦ ማርያም፣ ብሓቂ ነቲ ቅዱስ ወለድክዮ፤ ንሱ ንኹሉ ዓለም ዘድሕን እዩ። መጺኡ ኣድሒኑና። ኦ ቅድስቲ፣ ለምንልና።🥰🙏
ዞላ ረመፅ
@ZollaTdf
2 months ago
@meronawit_Axum
😂
ZollaTdf
retweeted
ሓው'ዘን ሸገታት🫀
@RayetayTdf05
3 months ago
ኣቦይእዝጊ "ድርሙም" ድኾነ ምዓልቲ ኣዉዕሉኒ፣ ኣላህ ዋ ሸገ ጅሙዓ ኣዉዕሉኒ፣ ኻፈር ጣይታ ብኒ፣ ብሸቃሎ ትቖነኒ፣ ድኣኺ ካግኒ ድኣኺ ካግኒ፣ ድወዳእኽዎ ጫማ ድወዳእኽዎ ሳእኒ፣ ፍቕር ሓደግኽለይ ምስ ሰብ ደያሳኒ፣ ብሕማቕ ድረ��የኪ ኣይቓኒ፣
@MasharadaSol
o
@hopege
b
ZollaTdf
retweeted
Kindeya Gebrehiwot, PhD, Prof
@ProfKindeya
4 months ago
ውድብ ስምረት ንሰላምን መስርሕ ሰላምን ካብ ዘለዎ ፅኑዕ እምነት ብምብጋስ ነዞም ቐፂሎም ዝተዘርዘሩ ሓሙሽተ ናይ መፍትሒ ሓሳባት የቕርብ፦ 1. ጉጅለ ድሕረት ዋላዃ ብተደጋጋሚ ፖለቲካዊ ሽንፈት ዘጋጥሞ እንተኾነ ሓይሊ ሰራዊት ትግራይ ንፖለቲካዊ ረብሓ እዚ ጉጅለ መጥቀሚ እናገበረ እቲ ሰራዊት ነንባዕሉ ክከፋፈል ዉሽጣዊ ሓድነቱ ክዳኸምን ካብ ህዝቢ ክንፀልን ይገብር ስለዘሎ ሐዚ ዉን ሰራዊት ትግራይ ከምቲ ደጋጊምና ዝሓበርናዮ ካብዚ ናይ ዕብዳን ውሳነን ምሕሳብ ዝተሰኣኖ ጉጅለን ብምርሓቕ ኣንፃር እዚ ጉጅለ ክትስለፍ ፃዉዒትና ነቕርብ። 2. ኣብ ውዕሊ ፕሪቶርያ ዘየለ ግን ድማ ሙሉእ ንሙሉእ በቲ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ንዝተብሓተ መንግስታዊ ስልጣን ትግራይ ተበቲኑ ከም ብሓደሽ ኩሎም ፖለቲካዊ ውድባት ትግራይን ጉዱሳት ሙሁራት ተጋሩን ዘካተተ ሓቛፊ መንግሰቲ ኣብ ትግራይ ክምስረት ምግባር። 3. ካብ ሕግን ባህጊ ህዝቢ ትግራይ ወፃእን እዚ ጉጅለ ምእንተ ውልቃዊ ረብሕኡ ካብ መርህ ወፃኢ ፀላእን ፈታውን እናቐያየሩ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ኩናት ንክነብር ብሽም ፅምዶ ዝተጀመረ ዘይ ቅዱስን ብተንኮል ዝተላዕጠጠን ርክብ ብቕልጡፍ ጠጠዉ ክብል ምግባርን ተሓታትነት ምርግጋፅን። 4. ኣብ ቅድሚ ዓለም ውዕሊ ፕሪቶሪያ ፈሪምና ሰለ ዝኾንና እቶም ዘይተፈትሑ ፀገማት ንምፍታሕ ሐዚ እውን ከይረፈደ ምስ ምስ ፌደራል መንግስቲ ዘሎ ርክብ ብምጥንኻር አብ ትሕቲ ወረርቲ ዝሳቐይ ዘሎ ህዝብና ካብ መዓልታዊ ስቃይ ክናገፍን ካብ መረበቶም ተመዛቢሉ ዝሳቐ ዘሎ ህዝብና ውሑስ ብዝኾነ መንገዲ ናብ መረበቱ ንኽምለስ ፣ሕገ መንግስታዊ ግዝኣት ትግራይ ንክረጋገፅን ምስራሕ፣ በዚ ኣቢልካ ኣብ ትግራይ ዝረአ ዘሎ ሰብኣዊ ቕልዉላዉ ምፍታሕ፣ 5. ኣብ ትግራይ ዘላቒ ሰላም ንምርግጋፅን ትግራይ ናይ ኩሉ ትግራዋይ ክትኮንን መላእ ህዝቢ ዘሳተፈ ደሞክራሲያዊ መንግስቲ ንምትካል ንመረፃ ምችዉ ኩነታት ናይ ምፍጣር ኸይዲ ��ጅማር። ኣብ መወዳእታ በዚ ጉጅለ ዝጋደድ ምበር ዝፍታሕ ፀገም ትግራይ ከምዘየለ ኣብ ሕሉፍ ግዜ እናረኣናዮም ከምዝመፃእና ብምርዳእ መላእ ህዝብና ነቲ ብሄራዊ ዓቕምና ክበታተን ንውልቀ ሃላዋቱ ብምቅዳም ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ��ይረጋገፅ ዝገብር ዘሎ ሓይሊ ኩሉ መዳይ ቃልሲ ክትገብሩ እናፀዋዕና አብ ትግራይ ዘለዉ ፀገማት ብመሰረቱ ንምፍታሕ አብ ዝግበር ኩለመዳይ ቃልሲ ከም ዉድብ ብሓባር ከምንቃለስ ክንገልፅ ንፈቱ ። ባህጊ ህዝብና ሰላምን ሰላምን ጥራይ እዩ!
See More
ዞላ ረመፅ
@ZollaTdf
4 months ago
"ክርስቶስ ተንስአ እሙታን፣ በአብይ ሐይል ወስልጣን፣ አሰሮ ለሰይጣን፣ አግኣዞ ለኣዳም፣ ሰላም፣ እምይእዜሰ ኮነ ፍስሐ ወሰላም!!" 💕🙏💕 "ትንሳኤከ ለእለ ኣመነ፣ ብርሃነ መስቀሉ ፈኑ ዲበነ።" ርሑስ በዓል
ዞላ ረመፅ
@ZollaTdf
4 months ago
@wolwaloAgame
Happy Easter🎉🔥
ዞላ ረመፅ
@ZollaTdf
4 months ago
@AzebAz6
ዝሓፍተይ 1000 ኣትዩኮ
ZollaTdf
retweeted
Azeb 70 እንደርታ
@AzebAz6
4 months ago
ኣብ ከተማታት ትግራይ ነዳዲ ልዕ��� 700 ቅርሺ ንሊትሮ በፂሑ፤ ድሕሪ ሐዚ 360° ኣይትዕፆን ዝበለካ መሳሰዪ ፅምዶ ክሳብ ክንደይ ክበፅሕ ደኣ ይፅበ ኣሎ?🤔
ZollaTdf
retweeted
Kindeya Gebrehiwot, PhD, Prof
@ProfKindeya
5 months ago
ሎሚ መበል 137 ዓመት ዝኽሪ መስዋእቲ ኣቦና ሓፀይ ዮሓንስ ፬ይ ንጉሠ ጽዮን ወንጉሠ ነገሥት ዘኢትዮጵያ እዩ። ዓሚ ድሕሪ ናይ ጥሪ 15/2017 ዓ.ም. ናይ ኮርን ልዕሊ ኮርን (ውዲት ሓደ ፍንጫል ህወሓት) ስሑት ውሳነ ኣብ ሕማቕ ድባብ ኾይንና ኢና ኣብ መቐለ፣ ኣብ ቤተ መንግስቶም ኣኽቢርናዮ። ድሒሪኡ ድማ ብነጋዶ ኩናትን ድሑራትን፣ ደቃ ከም ደቂ ዛግራ ዝተበተኑላ፣ መናእሰይ ዝስደዱላ፣ ብሽም ፅምዶ መዐንደሪ ሻዕብያ ኮይና፣ ልምዓትስ ይትረፍ ብሰላም ወፂእኻ ዘይትምለሰላ ናይ ተጋሩ ሲኦል ኮይና ትግራይና። ብዝኾነ ሐዚ ኣንፀላልዩ ዘሎ ደበና ኩናት ተቐንጢጡ ዝኽሪ ኣቦና ንዓመታ ብዝበለፀ ፅምብል ኣብ ትግራይ ከምነኽብሮ ርግፀኛ እየ። ንዓመታት እናተጓተተ ዝመፀ ንኽብሪ፣ ጀግንነትን ታሪኽ ሓፀይ ዮሓንስ ፬ይ ዝምጥን ሓወልቲ'ውን ኣብ ከተመኦም ከተማ መቐለ ክትከል እዩ። በዚ ኣጋጣሚ እቲ ዓመታዊ ዝኽሪ እንተይተቖራረፀ ንክዝከር እትገብሩ ዘለኹም ወገናትና ምስግና ይግበኣኩም። ዘለኣለማዊ ኽብሪ ንጀጋኑ ወለድና! ሠናይ ዝኽሪ! ምስሊ ዝኽሪ ፦ ናይ ዓሚ - 2 መጋቢት 2017
@Dr_HagosAbrha
See More
ዞላ ረመፅ
@ZollaTdf
5 months ago
@ProfKindeya
ፕሮ 👏
ZollaTdf
retweeted
Kindeya Gebrehiwot, PhD, Prof
@ProfKindeya
5 months ago
ህፁፅ መተሓሳሰቢ ካብ ዉድብ ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት) - 25 የካቲት 2018
ZollaTdf
retweeted
Meronawit
@meronawit_Axum
8 months ago
ዓመት ዘቑፀረ ናይ ልቢ ሕማም እናሃለዋ፣ ንህዝቢ ትግራይ ለይትን ቀትርን ድምፂ ዝኾነት ብርቱዕቲ ተቓላሲት ሓፍትና ሎሚ ንሕና ፅላል ክንኮና ይግባእ። ብዝከኣለና ዓቕሚ ንበፅሓላ።
@lucy122224
@Tigray_23
@Mi05Yo
@Yohanes1421
@gaberahwt
https://t.co/uJlWppEbHO
ZollaTdf
retweeted
Kindeya Gebrehiwot, PhD, Prof
@ProfKindeya
8 months ago
ካብ ምንቅስቓስ ደለይቲ ለውጢ ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ፦ "...ኩሎም ፖለቲካዊ ሓይልታት ትግራይ ተኣኻኺቦም ብምዝታይ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ንኩሎም ፖለቲካዊ ውዳበታት ትግራይ ዘሳተፈ ፤ ሓቛፋይ ናይ ክልል ቤት ምኽሪ ፣ ካቢኔን ዝተማልኣ ናይ ወረዳታትን ከተማታትን ኣብያተ ምኽሪ ዘለዎ ግዚያዊ ምምሕዳር ክምስርቱ ይግባእ። "
ዞላ ረመፅ
@ZollaTdf
8 months ago
@ProfKindeya
@MekUniETH
rest in peace ሰሌዋ💔😭🙏
ዞላ ረመፅ
@ZollaTdf
8 months ago
@meronawit_Axum
ሓሻዊ ሓሽከር እዩ ደስታ ማለት
ZollaTdf
retweeted
Meronawit
@meronawit_Axum
10 months ago
Good morning friends and family of my Mom
@wfrewoini
Did You Vote Today?? Link is below ⬇️⬇️ https://t.co/Y7VudYlUAZ
ZollaTdf
retweeted
ድጅታል
@digitalwayne74
10 months ago
Vote Vote Vote!!!
ZollaTdf
retweeted
Meronawit
@meronawit_Axum
10 months ago
HEY GUYS HAVE YOU VOTED FOR ME TODAY!!!! Please do before my mom come after you!!!🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@wfrewoini
@TigrayDF
https://t.co/Y7VudYlUAZ
ZollaTdf
retweeted
Rahel
@GualSeguh
12 months ago
ተይፈተና አይተዛርቡና እንታይ ድዩ ናይ ተጋሩ ዝኮነ ነገርክግነ ከሎ ሓደ ንኩን ይብሉካ ፅንሕ ኢሎም ድግሞ ከባባውያ ምኳኖም ትግንዘብ 😏 ሓደ ንክንከውን ግድን ፀገም ከጋጥመና አለዎ?
Last Seen Users on Sotwe
عبدالوهاب الحميقاني
Seen from
India
Anal Only
Seen from
Turkey
Türbanlı Sena 💜
Seen from
Turkey
مايكل المصري
Seen from
Saudi Arabia
STW PUBER KEDUA
Seen from
Indonesia
♡ 𝐄𝐯𝐞 𝐃𝐚𝐫𝐥𝐢𝐧𝐠 ♡
Seen from
Singapore
00009009
زوجين 👫 الغربيه
Seen from
Canada
Bursa Gizli (Hesap Erkek)
Seen from
Turkey
𝙉𝙖𝙙𝙖
Seen from
Spain
Trends for you
1
Perez Hilton
Under 10K tweets
2
Good Wednesday
Under 10K tweets
3
Michigan
Under 10K tweets
4
#YEONJUNonGMA
Under 10K tweets
5
#HyperLuckyMove1
Under 10K tweets
6
Hump Day
Under 10K tweets
7
Cori Bush
Under 10K tweets
8
Happy Hump
Under 10K tweets
9
Lombard
Under 10K tweets
10
Red Cross
Under 10K tweets
Most Popular Users
1
Elon Musk
@elonmusk
241.2M followers
2
Barack Obama
@barackobama
119.1M followers
3
Cristiano Ronaldo
@cristiano
112.6M followers
4
Donald J. Trump
@realdonaldtrump
111.8M followers
5
Narendra Modi
@narendramodi
107.1M followers
6
Rihanna
@rihanna
98.2M followers
7
NASA
@nasa
92.2M followers
8
Justin Bieber
@justinbieber
91.4M followers
9
KATY PERRY
@katyperry
88.9M followers
10
Taylor Swift
@taylorswift13
82.8M followers
11
Lady Gaga
@ladygaga
74.3M followers
12
Virat Kohli
@imvkohli
71.7M followers
13
Kim Kardashian
@kimkardashian
70.4M followers
14
YouTube
@youtube
68.8M followers
15
Neymar Jr
@neymarjr
64.6M followers
16
Bill Gates
@billgates
64.5M followers
17
The Ellen Show
@theellenshow
62.4M followers
18
Selena Gomez
@selenagomez
61.9M followers
19
CNN
@cnn
61.8M followers
20
X
@x
60.8M followers
Olivia
Online
✨
⭐
💫