Home
Language
English
Türkçe
Bahasa Indonesia
About
Privacy Policy
Terms of Service
Pricing
Sign In
Download All
Share
Samiti
@Samiti14599090
Joined June 2022
129
Following
15
Followers
39
Posts
Samiti14599090
retweeted
Ministry of Information, Eritrea
@shabait
about 1 month ago
ርእሰ ዓንቀጽ ልኡላዊ ግዝኣት ኤርትራ፡ ብደምን ብሕግን ዝተሓጽረ ��ይሕ መስመር! ስርዓት ብልጽግና፡ ኣብ’ቲ ንልኡላውነት ኤርትራ ዒላማ ብምግባር ዘካይዶ ዘሎ ሰፊሕ ተጻባኢ ዲፕሎማስያውን ዜናውን ዘመተ፡ ነቲ ታሪኽ ዘይፈልጥ ሓድሽ ወለዶ ንምድንጋር፡ ኤርትራ - ንኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ንምኽላእ ብዝተፋሕሰ ውዲት “ዝተፈጥረት” ሃገር ኣምሲሉ ��ጠቕሳ ይስማዕ’ዩ። ኣብ’ዚ ውዲት’ዚ ብቐዳምነት ዝኸሰን፡ ሃገራት ዓረብ ብሓፈሻ፣ እታ “ታሪኻዊት ጸላኢት” ኢሉ ዘጠመቓ ግብጺ ድማ ብቐንዱ’ያ። ናጽነት ኤርትራ፡ ን30 ዓመታት ብዝቐጸለን ኣብ 1991 ንገዛእቲ ሓይልታት ኢትዮጵያ ብዝጸራረገን መስተንክራዊ ወተሃደራዊ ዓወት ዝተረጋገጸ’ዩ። ሕጋውነት ሕቶ ኤርትራ ንናጻ ሃገር ግና፡ ቅድሚ ብረታዊ ቃልሲ ዝነበረ’ዩ። እንተዀነ፡ ካልኣይ ኲናት ዓለም ምስ ተዛዘመ፡ ሃገራት ኣፍሪቃ ብሓፈሻ ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ኢጣልያ ዝነበራ ሊብያን ሶማልያን ድማ ብፍላይ ናጽነተን ኣብ ዝረኽባሉ ዝነበራ እዋን፡ ኤርትራ ኣንጻር ድሌት ህዝባን መሰላ ንናጽነትን - ብዓሎቚ ምስ ኢትዮጵያ ክትቊረን’ዩ ተፈሪ���ዋ። ብጉልባብ “ፈደረሽን” ከኣ ንዳግማይ መግዛእቲ ኣብ ትሕቲ ዘውዳዊ ስርዓት ኢትዮጵያ ኣትያ። ኣብ ርእሲ’ዚ ቅሉዕ ግ���ሰት’ዚ፡ ኢትዮጵያ ድሕሪ ዓሰርተ ዓመታት - ነቲ ንኤርትራ መሰል ርእሰ-ምምሕዳር ዘፍቅድ ዝነበረ “ውዕል” ብምፍራስ፡ ኣብ 1962 ንኤርትራ ብሓይሊ ጐቢጣ ኣብ ትሕቲ ግዝኣታ ኣእተወታ። ካብ’ዚ ታሪኻዊ ክዉንነት ብምብጋስ፡ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ነቲ ንረብሓ ዓበይቲ ጂኦፖለቲካዊ ዕላማታት ዝተመንዝዐ ሕጋዊ መሰሉ ንናጽነት ንምምላስ፡ ኣንጻር ጎበጣ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ፍትሓዊ ቃልሲ’ዩ። እዚ ታሪኻውን ሕጋውን ክዉንነት’ዚ ድማ፡ ኣብ መዛግብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብዘየወላውል ዝተሰነደ’ዩ። ኣብ’ዚ ነዊሕን መሪርን ጉዕዞ እምበኣር፡ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ናይ ቀረባ ይኹን ርሑቕ ሞራላውን ካልእን ደገፍ ዝተነፍጎ ምንባሩ፡ ማንም ዘይ���ሕቶ ሓቂ’ዩ። እቲ ሕጂ ዝስማዕ ዘሎ ጫውጫውታ ምጥምዛዝ ታሪኽ ከኣ፡ “ክትበልዓ ንዝደለኻ ኣባጉምባሕሲ ዛግራ ትብላ” እዩ ነገሩ። ኣብ’ዚ ክፍለጥ ዘለዎ፡ ዓለማዊ ካርታ፡ ዘየለን ዘይነበረን ጽውጽዋይ ስለዝደረስካ��� ምሒር ካብ ዓቕሙ ንላዕሊ ዝመጣጠር ርቡጽ ሓላማይ “መስኮት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ” ኢሉ ስለ ዘህተፍተፈ፣ ወይ ድማ ሓንቲ ሃገር ዊን ኣብ ዝበላ “ታሪኻውን ጂኦግራፊያውን ቅርበት” ኣለኒ ስለዝበለት ዝሕንጠጥን ዝጽሕተርን ናይ ርሳስ/ኩርሽ መስመር ኣይኰነን። ብኣህጉራዊ ሕግን ውዕላትን ዝተኣስረ - ጉዳይ ልኡላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን’ዩ። ልኡላዊ ግዝኣት ኤርትራ ከኣ’ሞ፡ ብደምን ብሕግን ዝተሓጽረ’ዩ። ዝትንክዮ ከኣ ወይልኡ! ኣርባዕተ ነጥቢ።
See More
Samiti
@Samiti14599090
about 4 years ago
@BeyeneRussom
@AmbassadorEstif
@DekiEritrea
ናይ ቆልዑ ዘረባ ካብ ዓቢ ሰብ
Samiti
@Samiti14599090
about 4 years ago
@SultanMSied1
ናይ ሰያጣን ስነ ጥበብ ማለት ዱ
Samiti
@Samiti14599090
about 4 years ago
እዛ ስእልሲ ዓባይ ሓበሬታ እያ
Samiti14599090's tweet video.
Who to follow
Alan Ambery
@AlanAmbery
Meaza Mimi
@MimiTekeste
Nebyat Eri🇪🇷
@NGhebrat
I ❤️ my people !!! Let's Free Eritrean and Eritrea🇪🇷 from PFDJ. Peace and stability for East Africa.Yakil ይአክል
Samiti
@Samiti14599090
about 4 years ago
@AdulisTariq
ቤላ እንበር መስሓቂ ረኪብካ ባሃመይ
Samiti
@Samiti14599090
about 4 years ago
@dk21051965
ብልክዕ ኣብዚ ኣይምሃለናን ኣብ ስደት ኣብ ከርተትን ተጋጊካ ግን ኣይብለካን ኢየ b/c ኩሉ እንዳ ፈለጥካ ስለ ትጽይቅ ዘለካ
Samiti
@Samiti14599090
about 4 years ago
@kiflaymaebel1
ፍትሒ ንህዝቢ ትግራይ ካብዚ ዓማጺ ጉጅለ ዶ በልካ ንሲካ እንዲካ ደኣ ትግራዋይ ታይ ይምልከተካ ደኣ ብዛዕባ ኤረትራ
Samiti
@Samiti14599090
about 4 years ago
@Natu_Wedi_Eri
@dimtsiweyane
Kemzi kemaka eritrawi tewahdo yeblnann
Samiti
@Samiti14599090
about 4 years ago
@BellaEritrawit
@kiflaymaebel1
ኩሉ ሓደ
Samiti
@Samiti14599090
about 4 years ago
Samiti
@Samiti14599090
about 4 years ago
ግዜ ክመጽእ እዩ ሓንቲ ብሓንቲ ንተሓሳሰበሉ እዚ ዓጽሚ ድስብር ዘረባኩም ግን ካብ ሓንጎልና ንመዋእል ዝሃስስ ኣይኮነን
Samiti14599090's tweet video.
Samiti
@Samiti14599090
about 4 years ago
ክክክክ ካብ መንጉዳ ዲያ ሃዲማ እዛ ህበይ ደኣ ህበይ ሓስብ ትህቦ መራሕስ እንታይ ጡዑይ ክሓ��ብ
Samiti
@Samiti14599090
about 4 years ago
@kiflaymaebel1
እዚ ሰብ እዚ ግን ኤረትራዊ ድዩ እንታይ ዓይነት ረሳሕ ሰብ እዩ ሕወሃት ክብል ዝውዕል ምሉ መዓልቲ
Samiti
@Samiti14599090
about 4 years ago
@Yordina291
I am not give u response b/c u are blind
Samiti
@Samiti14599090
about 4 years ago
ዋላ እቲ ጎቦ ዲዮም ደኣ ሕብሪ ለክዮሞ
Maebel kiflay
@kiflaymaebel1
about 4 years ago
A gateway to Tesseney: Before & After
#WTD2022
#EritreaPrevails
#WorldTourismDay2022
#Eritrea
#Eritreans
Samiti
@Samiti14599090
about 4 years ago
እንቃዕ ናብ ብርሃነ መስቀል ብሰላም ኣብጽሓና መስቀል - ሰላም መስቀል - ብርሃን መስቀል - ፍቅሪ ይግበረልና የሕዋተይ
Samiti
@Samiti14599090
about 4 years ago
በዞም ሰባት እዚኦም ዝወራዘ ሰብ ኣተሓሕዛ ዲክታተር ሻዕብያ ዘይፈልጥ ጥራይ እዩ ተገዲዶም ዝኣተውዎ ኪናት እንታይ ክገብሩ ነርዎም።
Seltene Girmay TEFETAWI TALKSHOW
@GirmaySeltene
about 4 years ago
እቶም መንደላይ ዶ ኣብ ጎድንኻ ዶ ዝብልዎም ዝተማሩኹ ደቂ ሃገርና ምዃኖም'ዩ።
Samiti
@Samiti14599090
about 4 years ago
@kiflaymaebel1
ክክክ ናይ ዘመና ዓንጃል ዜና ነጊርካና ማለት ዱ ሕጂ
Samiti
@Samiti14599090
about 4 years ago
ነዚ ናይ እዚኣ ዘረባ ከም ቁምነገር ሓሲብኩም share ትብልዎ ዘለኩም ሰባት ግን ትጋገዩ ኣለኩም መለኒ
Why ኣነ ስደተኛ🇪🇷
@John36035557
about 4 years ago
ነዚ ከይመጽእ ኢና እዚ ስርዓት ክእለ ኣለ�� ንብል ዘለና የግዳ ኣብ ርእስና ምስ በጽሐና ኢዩ ዝርደኣና
Last Seen Users on Sotwe
master mert
Seen from
Turkey
Benim Arşivim 🤓
Seen from
Turkey
°.ೃ🏳️⚧️kizom・❀࿔
Seen from
United Kingdom
Aymen Aymen
Seen from
Egypt
بی بی خالدہ 🌸
Seen from
Pakistan
おかずん(OKAZUN)@ファンティア運用中
Seen from
Japan
Murat Atlı
Seen from
Turkey
Ogretmen
Seen from
Turkey
野裸の男孩
trai dâm phục vụ chị em
Seen from
Vietnam
Trends for you
1
Peoria
Under 10K tweets
2
Duffy
Under 10K tweets
3
Colorado
Under 10K tweets
4
#15thラブライブフェス_Day1
Under 10K tweets
5
Sankey
Under 10K tweets
6
Tupelo
Under 10K tweets
7
Gypsy
Under 10K tweets
8
Draymond
Under 10K tweets
9
Josh Dix
Under 10K tweets
10
Isaac Wilson
Under 10K tweets
Most Popular Users
1
Elon Musk
@elonmusk
240.9M followers
2
Barack Obama
@barackobama
118.8M followers
3
Cristiano Ronaldo
@cristiano
114.5M followers
4
Donald J. Trump
@realdonaldtrump
111.9M followers
5
Narendra Modi
@narendramodi
107M followers
6
Rihanna
@rihanna
98.7M followers
7
NASA
@nasa
92.2M followers
8
Justin Bieber
@justinbieber
91.8M followers
9
KATY PERRY
@katyperry
90M followers
10
Taylor Swift
@taylorswift13
84M followers
11
Lady Gaga
@ladygaga
75.5M followers
12
Virat Kohli
@imvkohli
73.4M followers
13
Kim Kardashian
@kimkardashian
70.8M followers
14
YouTube
@youtube
68.7M followers
15
Neymar Jr
@neymarjr
66.4M followers
16
Bill Gates
@billgates
65.2M followers
17
Selena Gomez
@selenagomez
63.1M followers
18
The Ellen Show
@theellenshow
62.2M followers
19
CNN
@cnn
61.7M followers
20
X
@x
60.6M followers
Olivia
Online
✨
⭐
💫