Top Tweets for #WorldWar_II
@isaias_afwerki The #US. and #Britain backed #Eritrea’s #federation with Ethiopia after #WorldWar_II for strategic #RedSea interests, and #HaileSelassie later used that arrangement to dismantle Eritrea’s autonomy and absorb it into #Ethiopia, which many #Eritreans see as a grave injustice.

#Europe #WorldWar_I #WorldWar_II #WorldWar_III
What the Germans experienced in World War I and World War II was a horrific thing according to the real history in this film.
I say this in a somber and sad way, that I believe it was God's awful wrath against Germany and Europe because of the Protestant Reformation originating in German, by the hand of Martin Luther in the 16th century.
Germany was the first to embrace it.
Hebrews 10:30-31 For we know him that hath said: Vengeance belongeth to me, and I will repay. And again: The Lord shall judge his people. {It is a fearful thing to fall into the hands of the living God}.
https://t.co/SUUZy7D4Y0
HELLSTORM - Full Banned WW2 Documentary
#WorldWar_I #WorldWar_II #WorldWar_III
What happened in Dresden Germany and in other places of Germany, happened in Gaza.
The intense relentless carpet bombing upon Dresden Germany had become the symbol of barbarity in World War II.
This same barbarism was used in Gaza.
But now, Israel, is receiving the same treatment by Iran for what it has done, not only to Gaza, but all the other terrorism that they committed around the world for the last 200 + years in fomenting wars.
https://t.co/SUUZy7D4Y0
HELLSTORM - Full Banned WW2 Documentary
#Tinqulahas_Gabir_Akheder, a 1,200‑hectare heritage site on #Keren’s #ከረን southwestern edge, combines #WorldWar_II battlefields, a holy water site, interfaith traditions, and restored forests, making it a leading eco‑tourism and national heritage destination in #Eritrea. 🇪🇷
ተራ ሕሩም ሕዛእቲ ኣብ ቱሪዝም
ገርግስ ፍቓድ (ዞባ ዓንሰባ)
ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ከተማ ከረን ኣብ ከባቢ መጋርሕን ጥንቁለሓስን ዝተኸለለ ሕሩም ሕዛእቲ ኣብ ውሽጢ ሓጺር ዓመታት ብዝተገብረ ውሁድን ዕቱብን ስራሕ ምዕቃብ ኣከባቢ፡ ርኡይን ግብራውን ዝኾነ ኣብነታዊ ልምዓታዊ ምዕባለ ተመዝጊቡ ኣሎ። እዚ ብውህደትን ምትሕብባርን ዝተፈላለያ ዝምልከተን ኣሃዱታት መንግስቲ፡ ካቶሊካዊ ኤጳርቕና ከረንን ህዝብን ዝተሰርሐ ንጥፈታት ምዕቃብ ማይን ሓመድን፡ ምዕቃብ ታሪኻዊ ኣሰራትን ቅርስታትን ምዕቃብ ቦታታት እምነትን ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ኣብ ውሽጢ ሓጺር እዋን ናይ ሓሙሽተ ዓመታት ስራሕ፡ እቲ ከባቢ ካብ’ቲ ዝነበሮ ቀላጥን ደረቕን ምስሊ፡ ሎሚ ንኹሉ ርኣይኡ ዝምስጥ፡ ዘቤታዊ ቱሪዝም ዘተባብዕ፡ ግሩምን ሓምላይ ሕብሪ ዝተላበሰን ስነ-ህይወታዊ ብዙሕነት ዝዓቀበን ጣሻ ኮይኑ ኣሎ። ፍሉይነቱ፡ ምስ ከተማ ዝለገበ ታሪኻዊ ቦታን ሕዛእትን ምዃኑ እዩ። እዚ ከባቢ’ዚ ኣዝዩ ሃብታም ታሪኻዊ ድሕረ-ባይታ ዘለዎ እዩ። ስንጭሮ ጥንቁለሓስ ታሪኽ ከረንን ኤርትራን ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ታሪኽ ዓለም ዝሓዘለ ኣገዳሲን ወትሩ ተዘካርን ፍጻመ 2ይ ኲናት ዓለም ዝሰነደ ቦታ እዩ። ኣብ ካልኣይ ኲናት ዓለም ግንባር ከረን ካብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣትሒዙ ምስ ሰሜን ኣፍሪቃ፡ ምስ ኤውሮጳን ኤስያን ምትእስሳር ስለ ዝነበሮ ኣብ ምዝዛም ናይ’ቲ ዓርሞሽሻዊ ኲናት ወሳንን ዕዙዝን ተራ ነይሩዎ። እዚ ኣብ መጀመርያ 1941 ኣብ መንጎ ሓይልታት ኪዳንን ሓይልታት ኣክሲስን፡ ብመሪሕነትን ተሳታፍነትን ናይ ሽዑ ሓያላንን ልዕለ-ሓያላንን ሃገራት ዓለምና ዝተኻየደ ኲናት፡ ብቐጥታን ብተዘዋዋርን ዳርጋ ንኹለን ኣህጉርን ንኹሎም ኣህዛብ ዓለምን ዘሳተፈ እዩ ነይሩ። ኣብ’ዚ ካብ ጎቦ ሰንኪል ክሳብ ተመዓዳዊ ጎቦታት ዝባንን ፈለስታዅን ብደቡብን ደቡባዊ ምዕራብን ከረን ዝርከብ ናይ ኣስታት 6 ኪሎ ሜትር ርሕቅት ኣብ ዘለዎ ስንጭሮታት፡ ኩጀታትን በረኽቲ ጎቦታትን ካብ ዕለት 5 ለካቲት ክሳብ 27 መጋቢት 1941 ኣብ ዝተኻየደ ደማዊ ኲናት፡ ብኽልቲኡ ኣንጻራዊ ወገን ዝተሰለፉ ናይ ልዕሊ 20 ሃገራት ዜጋታት ዝርከብዎም ኣስታት 40 ሽሕ ወተሃደራት ተሳቲፎም ምንባሮም ሰነዳት ታሪኽ ይሕብር።
ኣብ ግጥማት ካልኣይ ኲናት ዓለም ህቡባት ካብ ዝነበሩ መራሕቲ ኲናት ብወገን ሓይልታት ኪዳን እንግሊዛዊ ጀነራል ዊልያም ፕላት፡ ብወገን ሓይልታት ኣክሲስ (ፋሺስትን ናዚን) ከኣ እቲ ኣንበሳ ሰሃራ ብዝብል ቅጽል ዝጽዋዕ ዝነበረ ኢጣልያዊ ጀነራል ኦርላንዶ ሎረንሲኒ እዮም። ነቲ ጽዕጹዕ፡ ስተራተጂካውን ደማውን ኲናት ግንባር ከረን ዝመርሑ ኣዘዝቲ ግንባር ድማ ነይሮም። እቲ ዘገርም ምንጽጻር፡ ነዛ ብኣኽራናት ዝተኸበበት ስትራተጂያዊት ከተማ ንምሓዝ ኣብ ዝተገብረ ኣህጉራዊ ኲናት ክልተ ኣዋርሕ ዝወሰደ ክኸውን ከሎ፡ ኣብ መጀመርያ ወርሒ ሓምለ 1977 ዝተገብረ ኲናት ቀዳማይ ምሕራር ከተማታት ኤርትራ ግን ብሓይልታት ህዝባዊ ግንባር ኣብ ሳልስቲ እያ ተሓሪራ።
ኣብ ላዕለዋይ ጫፍ ናይ ጥንቁለሓስ ዝርከብ ማይጸሎት ጋብር ጫድቕ፡ ብነበርቲ ናይ’ቲ ከባቢ ከም “ጋብር ኣኸደር” እውን ዝጽዋዕ ሓደ ካብ ኣገደስትን ታሪኻውያንን ቦታታት ናይ’ቲ ከባቢ እዩ። እዚ ቦታ’ዚ ብህዝቢ ናይ’ቲ ከባቢ ኣመንቲ ሃይማኖታት ምስልምናን ክርስትናን ከም ቅዱስን ኣገዳስን ቦታ ዝርአ ኮይኑ ብኸምዚ ካብ ዝልለ ናይ ልዕሊ ክልተ ክፍለ ዘበን ዕድመ ዘለዎ እዩ። ኣብ’ቲ መጀመርያ እዋናት ብባህላዊ እምነት እዚ ከባቢ’ዚ ቅዱስ’ዩ ዝብል መረዳእታ ምስ ሰረጸ ንምዕቃቡን ብኽብሪ ንምሓዙን ብመን-ሕራይ ሓለዋ ክግበረሉ ጀሚሩ። ብኣፈታሪኽ ከም ዝግለጽ፡ ቀዳሞት ኣቦሓጎታት ሰፈርቲ ናይ’ቲ ከባቢ ከም መዕቈቢ ካብ ጸላኢ፡ ውሑስ መኸወልን መጠራነፍን ቦታ፡ ብፍሉይ ዝግደሱሉን ዝኾነ ሰብ ከይረግጾን ከይደፍሮን ብኽብሪ ዝሕልውዎን ዝተሓረመ ከባቢ ምንባሩ ይዝንቶ። ከም ጀማሪ ናይ’ዚ ቦታ ማጨሎት ዝፍለጥ ኣቶ ጅምዕ ኣርሀ ኣስላማይ እዩ። እቲ ቦታ ቀደም ዓመት ምሉእ ዘየቋርጽ ሓያል መንጫዕጫዕታን ዛራ ማይን’ኳ እንተ ነበሮ፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ኣስታት ፍርቂ ክፍለ ዘበን ግን ብሰንኪ’ቲ በብእዋኑ ዘጋጠመ ደርቅን ምምዝባል ዝናብ ክራማትን፡ ኵነታት ትሕዝቶ ማይ ናይ’ቲ ተኣምራታዊ ስንጭሮ እናነከየ ክመጽእ ጸኒሑ። ብዘይካ’ዚ፡ ኣስሓኮ ዘይብሉ ምቝራጽ ንቑጽን ጥሉልን ኣግራብን ዕደና እምንን ሑጻን ታሪኻዊ ኣሰራቱ ኣብ ምዕናው ይኹን ብፍግረ- መሬት ከም ዝጥቃዕ ንምግባር ዓቢይን ኣሉታውን ተራ ነይሩዎም።
ብሓፈሻኡ ክርአ ከሎ’ ጂኦግራፍያዊ ኣቃውማን ቅርጺ መሬትን ናይዚ ኣከባቢ ባህርያዊ ብዙሕነት ዝሓቘፈ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ታሪኻዊ ከባቢ ዝተደኮነ ብምዃኑ ኣዝዩ መሳጥን ቱሪዝማዊ ስሕበት ዘለዎን እዩ። ዓመታዊ ከኣ ብማጨሎት ምሕረትን ፍወሳን ክረኽቡ ዝደልዩ ኣመንትን ንንግደት ዓመታዊ በዓላት ዝመጽኡን ብኣሽሓት ዝቚጸሩ ካብ ርሑቕን ቀረባን ዝመጽኡ በጻሕቲ የአንግድ። እቲ ስንጭሮ ኣብ ምምሕዳር ከባቢ መጋርሕ ኣብ ምዕራባዊ ጫፍ ከተማ ከረን ለጊቡ፡ ካብ ሃገራዊ ፋብሪካ መፍረ መድሃኒት ኣዘል ናይ ኣማኢት ሜትሮታት ርሕቀት ዘለዎ ንከተማ ቀረባ እዩ። ንኣመጻጽኣን ኣመሰራርታን ክብሪ ናይ’ዚ ቦታ ብዝምልከት ብዙሕ ኣፈታሪኻዊ ዛንታታት ኣሎ። ኣብቲ ከባቢ ተወሊዶም ዝዓበዩ ናይ ዕድመ ሰብ ጸጋ፡ ብኣካል ዘርከቡሉ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ዝኾኑ ኣቦታት ዘዘንትውዎን ዝምስክርዎን ሓበሬታታት ኣሎ። ኣብ እዋን 2ይ ኲናት ዓለም ኤርትራውያን ዓሳክር ጣልያን ኣብዚ ከባቢ ማጨሎት ጋብር ዘለዎ እናተኣኻኸቡ ብሰላም ነንዓዶም የዝልቑ ምንባሮም፣ ኣብቲ ከባቢ ተመዲባ ካብ ዝነበረት ሓይሊ ከኣ ዋላ ሓደ ኣብቲ ኲናት ዝተወግአ ይኹን ዝሞተ ከም ዘይነበረ ንሰብ ውዕሎ ኣቦታቶምን መዛኑኦምን ብምዝካርን ብምጥቃስን የዘንትዉ። ኣብ ዘመነ ወራራት መሳፍንቲ ደቡብን ምዕራብን (ውቤ፡ ኣሉላ፡ ደርቡሽ) እውን ብቐሊሉ ክግጠምን ክፍለጥን ዘይክእል ኣብ ጽዑቕ ጣሻ ዝተደኮነ መሕብኢ በዓትታት ስለ ዝነበሮ ካብ ዓመጽን ምርኮን ወረርቲ ንምኽዋል ውሑስ መዕቆብን ደጀንን ነይሩ። ነዚ ዝምስክር ከኣ፡ ኣብ’ቲ ከባቢ ዝርከብ “ሰርጕኵ ወረባ” (ትርጕሙ፡ ሩባ መርዑት) ብምባል ዝፍለጥ ቦታ ኣሎ።
ብኣመንቲ ምስልምና ሱኒ ፍሉይ ክብሪ ዝወሃቦም ሲዲ በክሪ ዓብዱላሂ፡ ቅድሚ 60 ዓመታት ኣብ ከረን ኣብ ዝነበሩሉ እዋን ነቲ ቦታ ከም ዝባረኽዎን ምስ ደቆም ይበጽሕዎ ምንባሮምን ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ይምስክሩ። ኣብ’ቲ ማጨሎት ክሕጸቡ ካብ ዝረኸብናዮም ኣመንቲ ምስልምና ዝኾኑ ኣቶ እሻቕ ኢያሱን ብዓልቲ ቤቶም ወ/ሮ ፍቴላ ዓዋተ እዳድን ኣብ ዝሃቡና ርእይቶ፡ “ንሕና፡ ኣስላምና ክርስትያንና ፍልልይ ዝበሃል የብልናን። ኣብ’ዚ ቦታ’ዚ ከከም እምነትናን ኣምልኾናን፡ ንሕና መስገዲና ቦታ ኣሎና፣ ክርስትያን ከኣ ቤት ጸሎቶም ኣለዎም። ማጨሎት ጋብር ኣኸደር ከኣ ንኩልና ናይ ሓባር ጸጋናን፡ ናይ ምሕረትን ፍወሳን ቦታና እዩ። ንሕና ሓደ ስድራ፡ ሓደ ዓዲን ሰብ ሓደ መኣድን ኢና፣ ብሓባር መስጊድ ንሃንጽ ብሓባር ከኣ ቤተ ክርስትያን ንሃንጽ።” ብምባል ገሊጾምልና።
ብሓፈሽኡ ንታሪኻዊ ኣገዳስነት ከባቢ ስንጭሮ ጥንቁለሓስን ጋብር ኣኸደርን ብዝምልከት ገለ ውሑድ ኣብነታት ንምጥቃስ፡-
ብቐንዱ እቲ ንሱ ተደኲኑሉ ዝርከብ ከባቢ ጥንቁለሓስ ብደረጃ ዓለም ኣደናቕን ዘይሃስስን ዓርሞሽሻዊ ዝኽርታት ምዝዛም ውግእ 2ይ ኲናት ዓለም ዝሰነደ፡ ኣብ ብዙሕ ኣህጉራዊ ናይ ታሪኽ ፍጻመታትን ሰነዳትን ብዝተፈላለየ ኣገባብ ብዝርዝርን ብጽማቝን ዝተጻሕፈሉ እዩ። ምኽንያቱ፡ ልክዕ ከም’ቲ ኣብ ሩስያን ጃፓንን ዝዝከር፡ “ናይ’ቲ መጨረሽታ መጀመርታ ዝበሃል” ካልኣይ ኲናት ዓለም፡ ዝተዛዘመሉ ቦታ ስለ ዝኾነ። ስለዚ ከኣ፡ ኣብ ኣህጉራዊ 2ይ ኲናት ዓለም ጥንቁለሓስ ኣብ ዝተኻየደ መሪርን ደማውን ኲናት ኣብ’ቲ ብቐንዱ ብእንግሊዝን ፈረንሳን ዝቕለስ ወገን ሓይልታት ኪዳን ተሰሊፎም ናይ ዝወደቑ ከም መዘከርታ ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ፡ ኤስያን ኣፍሪቃን ዜጋታት ዝኾኑ 438 ሬሳታት ዝተቐብሩሉን፣ ብስሞም ኣብቲ ቦታ ሓወልቲ ዝተሰርሓሉን መቓብር ኮመን ወልዝ (ሓይልታት ኪዳን) ህያው ምስክር ናይ’ቲ ኲናት እዩ።
እዚ ከባቢ፡ ንሰራዊት ኢጣልያ ኣኽቲቱ ዘዋግእ ዝነበረ ኣዛዚ ግንባር ኢጣልያዊ ጀነራል ኦርላንዶ ሎረንሲኒ ዝወደቐሉ ቦታን ንዝኽሩ ተሃኒጹ ዘሎ ሓወልትን፣ ዝተሃደመ ኣንደራት ትሕተ ባይታዊ ድፋዓት፣ ናብ ቀንዲ ሰንሰለታዊ መኣዘዚ ነቝጣታትን ፎርቶ ጥልያንን ዝወስድ ጽርግያታት፣ ትሕቲ ባይታ ዝተሃንጸ ናይ ነዳድን ማይን ክልተ ዓበይቲ ኣጋንእን፣ ከምኡ’ውን ከከም ኣድላይነቱ ማይን ነዳድን ንምዝርጋሕ ዘገልገል ዝነበረ ናኣሽቱ ባስካታትን ናይ ሓጻውን መስመራት ሻምብቆታትን፣ ኣብ ኣጻድፍ ኣኽራን ዝተንጠልጠለ ኣኻውሕ ብምንዳል ዝተሃንጸ ብውሽጢ ጎቦታት ሰንጢቑ ዝሓልፍ ኣደናቒ ኣርባዕተ ገለርያታት ባቡር፣ መበቆላዊ ኣግራብን እንስሳታት ዘገዳምን፣ ብዙሕ ታሪኽን ዛንታን ዘለዎ ናይ’ቲ ከባቢ ቀዳማይ ታቦት ቅዱስ ጊዮርጊስ፣ ብልዑል ስነ ህንጻውን ስነ ጥበባውን ብቕዓት ዝተሃንጸ ኣገልግሎት መስመር መጐዓዝያ ምድሪ ባቡር፣ ኣዝዩ መሳጥን ኣደናቕን ዝኾነ ዝተፈላለየ ዓቐን ዘለዎ ቢንቶታት፣ ሓወልቲ ማርያም ጥንቁለሓስ፣ ከምኡ’ውን እቲ ኣብ መንጎ ክልተ ተመዓደውቲ ጎቦታት ዝተሃንጸ ተሪር ዓቐበተ-ቍልቍለት ጽርግያ ጥንቁለሓስ ይርከብዎ።
ኣብዚ ግዜ’ዚ ብዝካየድ ዘሎ ጽዑቕን ዕቱብን ወፍሪ ምዕቃብ ኣከባቢ፡ ስንጭሮታት ጥንቁልሓስ ካብ መበገሲኡ ጀሚሩ ቅናታዊ ዛላታት፡ ጋብላታት፡ ከትሪታትን ዛላታትን ተሃኒጹሉ፡ ብመደብ ሓምላይ ወፍሪ’ውን ዳግመ-ምግራብ ተገይሩሉ ብግብሪ ዝምስከረሉ ቱሪዝማዊ ተምሳጥ ዘሕድር ልሙዕን ግሩምን ትርኢት ዘለዎ፡ ብቐትሩ’ውን ዘይድፈር ጫካ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሕዛእቲ፡ ከም መደብ ኣብ 2016 እኳ እንተጀመረ፡ ምስቲ ኩሉ ዘለዎ ታሪኻዊ ኣገዳስነትን ምስ ከተማ ንዘለዎ ቅርበትን ኣብ ግምት ብምእታው፡ ብካርታ ደረጃ ናይ ጂኦግራፍያዊ ስርዓተ ሓበሬታ (GIS) ስእሊ ተሳኢሉ ብግብሪ ዝሰርሓሉን ከም ሕሩም ሕዛእቲ ክሕዛእ ዝጀመረን ኣብ ክራማት 2018 – 2019 ምዃኑ፡ ወኪል ብዓል ስልጣን ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ከሰተ ተስፋጽዮን ይገልጽ። ምስኡ’ውን፡ ኩለን ምስ ከባቢ ጥንቁለሓስ ምትሕሓዝ ዘለወን ምምሕዳር ከባቢታት፡ ኣብቲ ናይ ምሕዛእ መደባት ክሳተፋን፡ ነቲ መደባት ምሕዛእ ደጊፈን ክሰርሓን፡ ግቡእ ሓበሬታ ናብ ህዝብን ምምሕዳራትን ከም ዝበጽሕ ከም ዝተገብረ ዝጠቐሰ ኣቶ ከስተ፡ ብኡ መሰረት፡ ካብቲ ብጂኦግራፍያዊ ስርዓተ ሓበሬታ ዝተዓቀነ 835 ሄክታር ስፍሓት ዘለዎ መሬት ናይ ጥንቁለሓስ፡ ንመንገዲ ዝኸውን፡ ከምኡ’ውን ምስ ቅርበት ናይቲ ከተማ ገለገለ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ዝህባ ትካላት’ውን ስለዘለዋ፡ 135 ሄክታር ጐዲሉ 700 ሄክታር ክሕዛእ ከምዘለዎ ኣብ 2019 ተወሲኑ፡ ግቡእ ሓለዋ ከም ዝተገብረሉ ይሕብር። ምስ መሻርኽቲ ብምዃን ብዕቱብ ተታሒዙ ሓያል ጻዕሪ ስለ ዝተገብረሉ ከኣ፡ እቲ ዝተሓዝአ ቦታ ብኹሉ ሸነኹ ከም ዝሰሰነ፣ ከምኡ ድማ ምስ ከተማ ብዘለዎ ቅርበትን፡ ዘለዎ ታሪኻውን ሃይማኖታውን ድሕረ- ባይታኡን ተራእዩ፡ ኣብ መወዳእታ 2024፡ እቲ ሕዛእቲ 500 ሄክታር ስለ ዝተወሰኾ፡ ኣብ’ዚ እዋን፡ ስፍሓት ሕዛእቲ ጥንቁለሓስ 1200 ሄክታር ኮይኑ፡ ኣብ ጽቡቕ ኩነታት ከም ዘሎ ኣብሪሁ። ብኩሎም መሻርኽቲ ወገናት ዕቱብ ምክትታል እናተገብረሉ፡ ኣብ ምስራሕ ዛላታት፡ ከትርታት፡ ቅናታዊ ጋብላታትን ምትካል ፈልስን መዓልታዊ ኣስታት 400 - 500 ሰባት ይዋፈሩ ስለ ዝነበሩ ከኣ፡ ሕሩም ሕዛእቲ ጥንቁልሓስ፡ ብዝግባእ ለሚዑን ተዓቂቡን ከም ዘሎ ኣረዲኡ።
ዋና ጸሓፊ ካቶሊካዊ ኤጳርቕና ከረን፡ ቆሞስን ቀዳስን ከባቢ ማጨሎት ጋብር ኣኸደርን ቤተ መቕደስ ቅዱስ ሩፋኤልን ኣባ ዑቕባጋብር ወልደጊዮርጊስ ብወገኖም፡ እዚ ቦታ፡ ቦታ ሓድነት፡ ቦታ ውህደት፡ ቦታ ስምረትን ንኹለን ሃይማኖታት ዝጥርንፍን ምዃኑ ጠቒሶም፡ ጥንቁልሓስ፡ ካብ ወለዶ ዝተወርሰ፡ ኣብ መጻኢ ኣብ ቱሪዚማዊ ረብሓታት ክውዕል ዝኽእል ዓቢዪ ሃገራዊ ውርሻ ከም ዝኾነ ገሊጾም። ቀጺሎም፡ ጥንቁልሓስ፡ ቦታ ባህሊ፡ ታሪኽ፡ መኸተን ጽንዓትን፡ ኣቦታትና ካብ ጥንቲ ጀሚሮም ካብ ዝተፈላለዩ ወረርቲ ንዓዶምን ህዝቦምን ንኽከላኸሉ ንክብሪ ሃገሮም ዝወደቑሉ ቦታ ተወፋይነትን ጅግንነትን ምዃኑ ኣብሪሆም። እዚ ምስ ማጨሎት ጋብር ለጊቡ ዘሎ ጤረር ክሳብ ሎሚ “ህኑድ ደርብ” መንገዲ ህንዳውያን ተባሂሉ ከም ዝጽዋዕ ብምምልካት ከኣ፡ ኣብ 2ይ ኲናት ዓለም እቶም ኣብ ጎድኒ ሓይልታት ኪዳን ተሰሊፎም ዝነበሩ ህንዳውያንን ፓኪስታናውያንን ምስ ኣባቕሎምን ኣፍራሶምን ዝሓለፉሉ (ንከረን ዝኣተዉሉ) መንገዲ ምንባሩ፡ ስርጉኲ ወረባ ከኣ፡ ኣብ ዘመነ ወራራት መሳፍንቲ ደቡብ፡ ኣንስቲ፡ ኣረጋውያንን ህጻናትን ዝዕቆቡሉ ዝነበሩ በዓትታት ብምዃኑ፡ ከምኡ ከምዝተሰምየ ገሊጾም።
ኣብ ዞባ ዓንሰባ ሓላፊ ጨንፈር መጽናዕትን ምክትታል ጸጋታት ቱሪዝምን ኣቶ ፍስሃ ሃብተ ብግደኡ፡ ከባቢ ጋብር ጫድቕ ካህናትን መሻይኽን ብሓባር ዝባረኽዎ፡ ንስኒት፡ ምክብባርን ሓድነትን ህዝብና ዘንጸባርቕ ምዃኑ ብምሕባር፡ ልዑል ታሪኻዊ ኣገዳስነትን ዓቢዪ ቱሪዝማዊ ረብሓታትን ስለ ዘለዎ፡ ብፍላይ ኣብ ምዕቃብን ምክትታልን ታሪኻዊ ቅርስታት፡ ንቕሓት ህዝቢ ክዓቢ ኣዘኻኺሩ።
ኣብ ዞባ ዓንሰባ ሓላፊ ጨንፈር ባህሊ መምህር ሃብተማርያም መሓሪ ድማ፡ እዚ ከባቢ’ዚ ብሃይማኖት፡ ብባህሊ፡ ብታሪኻዊ ቅርስታት ብብዙሕ መዳያት ኣዝዩ ዕዙዝ ኣገዳስነት ዘለዎ ምዃኑ ኣስፊሑ ብምግላጽ፡ ግሩም ኮይኑ ንክለምዕን ክዕቀብን ኣበርክቶ ንዝገበሩ ኣካላት ብምድናቕን ምምስጋንን፡ ንቐጻሊ’ውን ብዝሓየለ ክዕቀብን ክስስንን ተላብዩ።

The victors of #WorldWar_II established a new rules-based order with treaties like the #Geneva & #Vienna_Conventions, yet from the beginning, the powerful nations that wrote them—namely #America, #Israel, & their allies—systematically exempted themselves the rules upon others.

The Rules Were Never Meant for Them How America, Israel, and their allies rewrote the laws of war — and exempted themselves from them
@hawelti
@AmbStesfamariam
@EmbassyEritrea
@shabait
@hadnetkeleta
@HagerMetkel
@AderashHafash
@Tabaselam84
@access65
https://t.co/LMLREd7vza
Más arte del #artist Alberto Burri, un referente del arte abstracto.
#ArteAbstracto #PinturaAbstracta #Abstract #artwor
#abstractArtist #abstractArt #violence and #dehumanization of #WorldWar_II #AlbertoBurri #contemporaryArt #modern #Italianart #art

These are not scenes from #WorldWar_II, this is #Gaza today #HamasMassacre #Israel #USA #Gaza_Genocide #UnitedNations #FreePalaestine #فلسطين #غزه #Israel_terrorism
More Alberto Burri
The best italian #Abstract #artworks.
#abstractArtist #abstractArt #violence and #dehumanization of #WorldWar_II #AlbertoBurri #contemporaryArt #modern #Italianart #art

One more time...
#Italian #artist Alberto Burri
#Abstract #artwor, 1963
#abstractArtist #abstractArt #violence and #dehumanization of #WorldWar_II #AlbertoBurri #contemporaryArt #modern #Italianart #art

99 வயதில் நடனப்போட்டியில் பங்கேற இரண்டாம் உலகப் போர் வீரர்
#Tango #WorldWar_II #Newsj
https://t.co/fdPm6sIxdr
@JimMFelton The #Brexti_Generation are really determined to go down in history as the spoiled and petulant children of the #WorldWar_II generation
#HistoryRecalled of #WorldWar_II
Pic@1944: The ruins of the then Naga Hills district Deputy Commissioner's Tennis Court in Garrison Hill, #Kohima during the Battle of Kohima.
Pic@2018: Now, Kohima War Cemetery lies in same spot.
Recalling it on it's upcoming 75th Anniversary

Last Seen Hashtags on Sotwe
anxiouspandaa
Seen from United States
bbc
Seen from Turkey
moaning #audio
Seen from United States
minichat(***)***************filter:videos
Seen from Switzerland
nolimitss(****)(*****)(*****)(*****)(*****)(*****)(*****)(*****)(*****)(*****)(*****)()()()()()*******************()()()()(**) filter:videos
Seen from Netherlands
momson () full filter:native_video
Seen from South Africa
snapchat()****** filter:videos
Seen from Turkey
ورعان
Seen from United Arab Emirates
S2MishellMorales
Seen from Algeria
gay #stallion
Seen from Canada
Most Popular Users

Elon Musk 
@elonmusk
241.4M followers

Barack Obama 
@barackobama
118.8M followers

Cristiano Ronaldo 
@cristiano
114.5M followers

Donald J. Trump 
@realdonaldtrump
111.9M followers

Narendra Modi 
@narendramodi
107.1M followers

Rihanna 
@rihanna
98.7M followers

NASA 
@nasa
92.3M followers

Justin Bieber 
@justinbieber
91.8M followers

KATY PERRY 
@katyperry
90M followers

Taylor Swift 
@taylorswift13
84M followers

Lady Gaga 
@ladygaga
75.5M followers

Virat Kohli 
@imvkohli
73.4M followers

Kim Kardashian 
@kimkardashian
70.8M followers

YouTube 
@youtube
68.7M followers

Neymar Jr 
@neymarjr
66.4M followers

Bill Gates 
@billgates
65.2M followers

Selena Gomez 
@selenagomez
63.1M followers

The Ellen Show
@theellenshow
62.2M followers

CNN 
@cnn
61.7M followers

X 
@x
60.7M followers


















