Top Tweets for #GameOverPFDJ
One article by a paid writer in support for #PFDJ 🇪🇷 regime, all the ባራዩ/sycophants, came out of the woodworks to rally behind for #Dictatorship. #BlueRevolution #GameOverPFDJ
Rules-Based Order Advocates Destabilizing Africa With Regime Change of Eritrea-Trump Beware! #regimechange #Eritrea #Afwerki @DawitHaile91 https://t.co/ekwlThjgGX

Whether you like it or not anti-Hgdef movement is intensifying.
#GameOverPFDJ #BrigadeNhamedu #Eritrea
ንጓይላን ዳንኬራን ናይ ግብረሽበራዊት ጭፍራ #ህግደፍ ዘፍሸሉ ጀጋኑ በርጌድ ንሓመዱ #ዓዲኢንግሊዝ ::
ድሕሪ ሕጂ ንበርጌድ ንሓመዱ ደው ዘብል ☝️ሓደ'ኳ የለን !!!
#GameOverPFDJ #Eritrea @GirmaySeltene #PFDJTerroristGroup
ወይ ሰብ ደቀይ 🤣🤣🤣
ምስ ሱዳን: ምስ የመን : ምስ ኢትዮጵያ : ምስ ጁቡቲ ጽብጽባሕ ኵናት እናወለዐ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሰላም ከሊእዋ ዘሎ ግብረ ሽበራዊ ጉጅለ ህግደፍ ኣይኮነን ድዩ ??? ብዝኾነ ህግደፍ ናብ ትግራይ ብምውራሩ ዕድመኡ ኣሕጺሩ ::
#GameOverPFDJ
ሕዋሓትን ኤሊት ተጋሩን ናይ ኣጥፊእካ ጥፍእ ዝብል ናቅ ቅንኢ ፖሎቲካ ሒዞም ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሰላም ክመጽእ ኢልካ ዘይሕሰብ እዩ
#ሃገረይ ህዝበይን ኤርትራ እግዝኣብሄር ጽላል ይኹንካ ⛪️🕌❤🇪🇷
@Eritrea_EMN ኣናፍራ ቆቓሕ ዘይፈልጥ ኣይሃዳናይን : ህዝቢ ሰንዓፈን ከባቢኣን ምስ ኣሕዋትና ተጋሩ ኣይተባእሱና ካብ ዝብል ዓመታት ሓሊፉ ኣሎ :: ኵናት ከፊቱ ኣብ ትግራይ ምጽናት ዓሌት ንዝፈጸመ ሰራዊት ድማ ይኹንን እምበር ኣየተባብዕን :: #Eritrea #GameOverPFDJ

ኣሕዋት ደቂ ደቀምሓረን ከባቢኣን:ከምኡ'ውን ሓውና @GirmaySeltene ኣብ ልዕሊ'ቲ ሰብኣውነትኩም ዘመስክር ሰናይ ተግባራትኩም : ነቲ ጽልኢ ዘሳውር ዘሎ ኣምሓራዊ ስሚዒት ዘለዎ ግብረ ሽበራዊ ጉጅለ ህግደፍ 'ውን ዓቢ ጽፊዒት እዩ #Eritrea #GameOverPFDJ
@emfj2023 @AAOdds_Eritrea @Michael_eritrea እዚ ወዲ ካብቶም ንግጥሞም እዩ :ጉጅለ ወዲ ገሪማ :: እቶም ኣብ ውሽጢ ደምበ ፍትሒ ዝጸሑ ሃሱሳት ህግደፍ ብፍላይ እቶም ዓቕሊ ዘይገበሩ ባዕላቶም በሎኽ ይብሉ ኣለው :: እቶም ካልኦት ውን ክስዕቡ እዮም:: ምቕናይ ጥራይ #GameOverPFDJ
ብዘይ ምኽንያት ኣይኮነን ደገፍቲ ህግደፍ ኣብ ኤርትራ ዝዓበዩ ደቂ ጎንደር እዮም ዝበልና 😆
ባዕሎም ኣሕዋቶም ኢትዮጵያውያንን ትውልዲ ኢትዮጵያን ሰልፊ ኣካይዶም ይብሉ ኣለው 🤣🤣 #Eritrea #Tigray #GameOverPFDJ #NoMorePFDJ
ኢሳያስ ኣብ 1998 ንመናውሒ ስልጣኑ ክብል ክተት ኢሉ ኣኽቲቱ ዘጽነቶ መንእሰይ #Erireea ኣይከሰርናን'ዩ ተባሂሉ ::
እዚ ዳሰምዐ ንኢሳያስ ከድሕን ሎሚ ዝኸተተ ኤርትራዊ ብደው ከም ዝሞተ እዩ ::
#NoMoreክተት #NoMorePFDJ #IsaiasMustGo #GameOverPFDJ
እታ ብፖሎቲካ ጠፊሻ ብፍርሕን እርጋንን ተረሚሳ ትሰሓግ ዘላ ሽፍታ #ህግደፍ : ሕጂ 'ውን ነቲ ጽሉል በጽባጺ ሓርጭን እንቓቕሖን ዝኾነ ያቆብ ሊኢኻ ኣብ ሎንደን ኣዕገርጊራ ::
👇
https://t.co/O4ysWiD5rY
#NoMorePFDJ #GameOverPFDJ
#Eritrea #Tigray @AtvAsena
የኣቢ ድራማ እየቀጠለ ነው 🤣🤣🤣ግን
በኢትዮጵያ ሀገር መምራት የሚችል ሰው የለም ማለት ነው ? 🤔 #Ethiopia #Tigray #Eritrea #GameOver🇪🇹#GameOverPFDJ
ልእላውነት #ኤርትራ ብትግራኛ ዝዛረብ #ደርጊ ተጎቢጡ ክንሱ : ልእላውነትና ከይጉበጥ ኢልካ ምዝራብ ዕሽነት እዩ ::
#Eritrea #PFDJ #GameOverPFDJ
መሽረፈት 😂😂የመንደር ዱሩየ ! ልእላውነት ኣኽቢርካ🇪🇷ሓቀኛ ሰላም ተምጽእ መሲልዎ ህዝቢ #Eritrea ኣብ 2018 ጽቡቕ ተቐቢሉካ እምበር ምስ ኢሳያስ ዝኣለምካዮ ዉዲት🇪🇷+🇪🇹=🇪🇹 መዓስ ፈሊጡ 🤷♂️ #PFDJ #GameOverPFDJ
"ኣድቂቕካ ዝመተርካዮን ኣርቂቕካ ዝሓሰብካዮን እቲ ነይሓንቕ እቲን ነይሓምቕ"
ብዝብል ኣርእስቲ ዝተዋህበ መግለጺ Global
Yiakl : ብዛዕባ ርክብ ተወከልቲ #Tigray
#Eritrea #GameOverPFDJ
👇👇👇
https://t.co/hh7yJU9eGE

ንሸፍቱ ህግደፍን ኮራኹር ህግደፍን ድቃስ ዝኸልአት መደረ ጀነራል ምግበይ :ናብ ተግባር ትሰጋገረሉ እዋን ዝተቓረበት ትመስል 😆😆
#Eritrea #Tigray #PFDJ #GameOverPFDJ
Last Seen Hashtags on Sotwe
Most Popular Users

Elon Musk 
@elonmusk
241.6M followers

Barack Obama 
@barackobama
119M followers

Cristiano Ronaldo 
@cristiano
114.2M followers

Donald J. Trump 
@realdonaldtrump
111.8M followers

Narendra Modi 
@narendramodi
107.2M followers

Rihanna 
@rihanna
98.7M followers

NASA 
@nasa
92.4M followers

Justin Bieber 
@justinbieber
91.8M followers

KATY PERRY 
@katyperry
89.9M followers

Taylor Swift 
@taylorswift13
83.8M followers

Lady Gaga 
@ladygaga
75.3M followers

Virat Kohli 
@imvkohli
73.1M followers

Kim Kardashian 
@kimkardashian
70.8M followers

YouTube 
@youtube
68.8M followers

Neymar Jr 
@neymarjr
66.1M followers

Bill Gates 
@billgates
65M followers

Selena Gomez 
@selenagomez
62.9M followers

The Ellen Show
@theellenshow
62.3M followers

CNN 
@cnn
61.8M followers

X 
@x
60.7M followers






