Top Tweets for #ASMERA
Morning Asmara 🇪🇷
https://t.co/ujQwuMtiwy
@Addisflower2 @AsmeraReporter Don’t you realize that threatening to bomb civilian targets such as the city of #Asmera that you’re doing here, is a crime against humanity? @UN @SecRubio @RedSeaBeaks @Freweini_Ghebre @_hudsonc @BashirHashiysf @HOAAffairs @NeaminZeleke @lfreemansafrica @secr
“The current bus station in #Asmara is the largest in the city. It serves buses traveling to Massawa, Keren, Teseney, Barentu, Dekemhare, Mendefera, Adi Keih, and Senafe.”
#Eritrea #Asmera #Ethiopian

Why IShowSpeed didn’t hit Eritrea: no internet 📶, few hotels 🏨, and most travel stuck in Asmara & Massawa. #IShowSpeed #Eritrea #TravelVibes #NoInternet #HiddenGems #TravelReality #Asmera #Massawa #TourismTalk #SkippedIt
#Eritrea 🇪🇷 #TheEritreanNavy is the #guarantor of the #sea for its #honor, its people & its #sovereignty
#EritreaPrevails #ሃገር #ሕድሪ #ታሪኽ
#ባህሊ #ህዝቢ #ኤርትራ 🇪🇷❤✊
@TablezH @SemereMerkeb @qana_meror @TinaKidane @Tihgi3
#EritreaPrevails🇪🇷✊❤ #Asmera🇪🇷
@afric_insde These are YouTubers we don’t mind . But when we gather real fighters #FANO don’t cry to #UN .
Soon # Fano & #TPLF will have big meeting in #Asmera . 🤣🤣
In 2000 🇪🇹n #Army was marching to #Asmera to plunk the enemy planted menance,
It was also on the doorstep to secure #Asseb & return it to its rightful owner,
But, all of a sudden the #Commands received a Thin & Short order from the #TraitorInBirth legese (meles) zenawi "RETURN"

.@MissMartina19 - even before the #Ethio-Eritrea war, 00s of 000s of #Tigrayans living in #Eritrea were deported, chased to death, pulled over naked through the streets of #Asmera & during the war, #Asmera was an open death camp for #Tigrayans!
#Eritrea is a genocidal state!
🇪🇹 took everything the Eritrean people built with their own hands their houses, their cars, their gold, their money, their businesses, even their clothes all because they didn’t like the color of their eyes. The hardships our people 🇪🇷 went through will never be forgotten!
ገበታ ሓሶት ዘይዕብልኾ መትከል!
ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ ኣዋርሕ፡ ኣንጻር ኤርትራ ጽዑቕን ዝተወደበን ዘመተ ክካየድ ጸኒሑ ኣሎ። ብፖለቲካዊ ጐንፊ ዝተለኽፉን ሕቡእ ኣጀንዳታት ዘለዎምን ተጻባእትን መጋበርያታትን፡ ንኤርትራ ከም “ተተናዃዪት ጐረባብታ” ኣምሲሎም ጸለሎ ንምቕባኣ ክህቅኑ ጸኒሖም ኣለዉ።
እዚ፡ ኣካልን መቐጸልታን ናይቲ ናጽነትና ኣብ እንጽንብለሉ፣ ሰማእታትና ብሓበን ኣብ እንዝክረሉ፣ ከምኡ’ውን ባሕቲ መስከረም ምጅማር ሓርነታዊ ቃልሲ ኣብ እነብዕለሉ ወቕቲ ዘርእዩዎ ባህርያት “ኤሪ-ኢንፍልዌንዛ” ስለዝኾነ፡ ብዙሕ ዘገርም ኣይኮነን። የግዳስ፡ መርዛም ዘመተኦም ሽሕ ግዜ እንተጸዓቐን እንተሰፍሐን፡ ነቲ ታሪኽን ጭብጥታትን ዝምስክሮ ድሙቕን ስኑድን ሃገራዊ መትከል ኤርትራ ንዞባዊ ርግኣትን ምትሕግጋዝን ክብርዝ ከቶ ኣይክእልን ጥራይ ዘይኮነ፡ ኣብ ቅድሚ’ቲ ከም ብርሃን ጸሓይ ኳዕ ዝበለ ሓቂ ሃጓጒ’ዩ።
ፖሊሲ ዝምድናታት ወጻኢ ኤርትራ፡ ኣብ ስኒት፡ ሓባራዊ ረብሓ፡ ሰላም፡ ምክብባርን ዕብየትን፡ ከምኡ’ውን ዘይምትእትታው ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ዝተመርኮሰ’ዩ። ናይ ልምዓት ስትራተጂኣ’ውን፡ ኣብ ዞባዊ ሽርክነትን ምምልላእን ዝሰረተ’ዩ። እዚ መትከል’ዚ ሓድሽ ኣይኮነን። መንግስቲ ኤርትራ ብቐጻሊ ዝገለጾን ዘረጋገጾን ኣብ ሃገራዊ ቻርተር ዝሰፈረን ኢዩ። ኣብ’ዚ ሃገራዊ ሰነድ’ዚ፡ ናይ ወጻኢ ፖሊሲ ኤርትራ - “ንሰላም፡ ምርግጋእን ምትሕግጋዝን ዞባናን ዓለምን” ከምዘገልግል፡ ብድሙቕ ቃላት ሰፊሩ’ሎ። ብተወሳኺ “ቁጠባውን ባህላውን ምዕባለ፡ ምትእስሳር ከምዘለዎን ካብ ከባቢኻን ካልኦት ሃገራትን ተነጺልካ ብውልቂ ዝረጋገጽ ከምዘይኮነን” ብምንጻር፡ ህንጸት ንጡፍን ኣጠቓላልን ምትሕግጋዝ ምስ ጎረባብትናን ካልእ ክፋላት ዓለምን ዓቢ ኣገዳስነት ከምዘለዎ ኣስሚሩሉ ይርከብ።
ብኣመለኻኽታ ኤርትራ፡ ልምዓታውን ቁጠባውን ገስጋስ - ጐረባብቲ ሃገራት ብሓባር ምስ ዝምዕብላ ዝራባሕ ጸጋ’ዩ። ስለዝኾነ፡ “እቲ፡ ኤርትራ ንዕብየት ኢትዮጵያ ኮነ ካልእ ሃገር ንምዕንቃጽ ትሰርሕ’ያ” ዝብል ዘመተ፡ ብመሰረቱ ኣንጻር ክውንነትን እዉጅ ፖሊሲን ኤርትራ’ዩ። ቊመና ኤርትራ ንምርዳእ፡ ታሪኻ ምዝካርን ምውካስን የድሊ። ንዘመናት፡ ግዳይ ግዳማዊ ወራራት’ያ ነይራ። ንመግዛእትን ዘይሕጋዊ ግዝኣታዊ ጎበጣን ዝተቓለሰት እያ። ካብዚ ተመኩሮ’ዚ፡ ልኡላውነት ብትኩርነት ክዕቀብ ከምዝግባእ ተማሂራ’ያ። መርገጺኣ’ውን ንጹርን ጽኑዕን’ዩ። ከም’ቲ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ 7ይ ጽንብል ናጽነት ኤርትራ ዘስመረሉ፡ ናታ ኣይትህብን - ዘይናታ ኣይትደልን። ንዘመናት ግዳይ ተኸታታሊ ግዳማዊ ወራራትን ምትእትታዋትን ብምዃና፡ ንኣዕናዊ ሳዕቤናትን ዘይሕጋውነትን ናይ’ቲ ተግባር ኣጸቢቓ ትግንዘቦ’ያ። ዘሕለፈቶ ኣደራዕ ድማ ኣብ ካልኦት ክፍጸም ወይ ክድገም ኣይትደልን፣ ኣይተፍቅድን።
ክንዮ ጫውጫውታ ዘመተ ምስይጣን፡ ኤርትራ - ርቡሕ ጸጋታትን ብልጫታትን ስለእትውንን፡ ንቕድሚት ክትስጉም ኢላ ንካልኦት ክትዕንቅፍ ኮነ ንድሕሪት ክትስሕብ እትደልየሉ ምኽንያት የብላን። ከምዚ ዓይነት ተግባራት፡ ርእሰ-ምትእምማን ናይ ዘይብሎም እከያት ባህሪ’ዩ። ኤርትራ እትውንኖ ናይ ልምዓት ራእይ እምበኣር፡ ኣብ ዞባዊ ርግኣት ዝምርኮስን ንዕኡ ቀዳምነት ዝህብን’ዩ። መብጽዓኣ ንሰላምን ዞባዊ ርግኣትን ድማ፡ ባህጊ ጥራይ ዘይኮነ ብግብራዊ ኣበርክቶ ዝተሰነየ’ዩ። ምኽንያቱ፡ ነባሪ ርግኣት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ንሃናጺ ጽምዶ፡ ሓባራዊ ትሕተ-ቅርጺን ምትሕግጋዝን ባብ ዘርሑን ንሓባራዊ ረብሓታት ዘገልግልን’ዩ ኢላ ስለእትኣምን።
እቲ ኣንጻር ኤርትራ ዝቐንዐ እዱድ ዘመተ፡ ክውንነት ካብ ዘይምፍላጥ ወይ ካብ ዘይምርዳእ ዝነቅል ጥራይ ገይርካ ዝውሰድ ኣይኮነን። ፖለቲካዊ ሸቶ ንምስማር ዝዓለመ ኮይኑ፡ ውሽጣዊ ድኻማት ንዘስዓቦ ጸገማት፡ ጠንቁ ግዳማዊ ጸላኢ ንምምሳል ዝካየድ ብሉይን ፍሹልን ሃቐነ’ዩ። ብህዝቢ ተቐባልነት ዘይብሎም ስርዓታት፡ ባዕሎም ጸገማት ፈጢሮም ከብቅዑ፡ ብሰንኪ ተግባራቶም ንዝሰኣኑዎ ደገፍ ንምርካብ ናብ ካልኦት ተሰልቢጦም ብስም ባንዴራን ልኡላውነትን ንብዓት ሓርገጽ ክነብዑ ምርኣይ፡ ዘይልሙድ ኣይኮነን። ንኤርትራ ከም ጠንቂ ዞባዊ ዘይርግኣት ንምጽላማ ዝግበር ፈተነታት እምበኣር፡ ናይዚ ኣብነት’ዩ። “ሓባል በልያ ከይትቕድመኪ” እዩ ነገሩ።
እዚ፡ ጭብጢ ኣልቦ፡ ኣብ ምድግጋም ገበታ ሓሶት ዝምርኮስ ዘመተ፡ ንመብጽዓ ኤርትራ ንሰላማዊ ምንብባር ዝዕብለዂ ወይ ዝብረዝ ኣይኮነን። ስለዝኾነ፡ ኣብ ዞባናን ካብኡ ወጻኢን ዘለዉ ተዓዘብቲ፡ ክንዮ ጫውጫውታ ሓሶትን ዘንቀደ ዘመተን፡ ነቲ ብጭብጥታት ዝተሰነየ ኤርትራ እትኽተሎ መትከላት ሓሕዮም፡ ቅኑዕ ስእሊ ክህልዎም የድሊ።
Last Seen Hashtags on Sotwe
minichat
Seen from France
surgicalbloodloss
Seen from United States
sizetwitter aether
Seen from Spain
teenageee()()()()()()()()()()()()()()()()
Seen from Norway
尿道棒
Seen from United States
รุกไฮมีเมีย
Seen from Turkey
vrc_dod
Seen from United States
GeyserRange
Seen from United States
SavingForUKTrip
Seen from United States
PippleLove
Seen from United States
Most Popular Users

Elon Musk 
@elonmusk
241.7M followers

Barack Obama 
@barackobama
119M followers

Cristiano Ronaldo 
@cristiano
114.5M followers

Donald J. Trump 
@realdonaldtrump
111.9M followers

Narendra Modi 
@narendramodi
107.2M followers

Rihanna 
@rihanna
98.7M followers

NASA 
@nasa
92.4M followers

Justin Bieber 
@justinbieber
91.8M followers

KATY PERRY 
@katyperry
90M followers

Taylor Swift 
@taylorswift13
84M followers

Lady Gaga 
@ladygaga
75.5M followers

Virat Kohli 
@imvkohli
73.5M followers

Kim Kardashian 
@kimkardashian
70.9M followers

YouTube 
@youtube
68.8M followers

Neymar Jr 
@neymarjr
66.5M followers

Bill Gates 
@billgates
65.2M followers

Selena Gomez 
@selenagomez
63.1M followers

The Ellen Show
@theellenshow
62.3M followers

CNN 
@cnn
61.8M followers

X 
@x
60.7M followers





















