Top Tweets for #ewaa
🇸🇦 في اليوم الوطني السعودي، اكتشف جمال وطننا من جديد. ✨
من العلا إلى البحر الأحمر، احجز طيرانك وإقامتك وتجاربك مع Ewaa بعروض وأسعار تنافسية.
🇸🇦 Rediscover Saudi this National Day with Ewaa — flights, stays & experiences in one place.
#SaudiNationalDay #Ewaa
إلى أين يأخذك الطريق؟ 🇸🇦
اكتشف وجهتك القادمة وابدأ رحلتك مع إيواء.
Where will the road take you?
Book your flight on Ewaa and start the journey.
#Ewaa #إيواء #SaudiArabia #SaudiTravel #RoadTrip

POV: لقد وصلتَ إلى قلب الحج 🌙
لحظة انتظرتها طويلًا…
ورحلة تلامس الروح وتبقى إلى الأبد
استعد لبدء رحلتك إلى قلب الحج 🕋
خطّط لرحلتك بكل سهولة —
إيواء قريبًا.
#Hajj2026 #SaudiArabia #VisitSaudi #Ewaa
Planning your next trip? ✈️
The best time to visit Saudi Arabia and the GCC depends on the experience you’re looking for from mild weather to unique seasonal moments 🌿☀️
Get ready for a smarter way to travel with the upcoming Ewaa app 🏨
#SaudiArabia #GCC #Ewaa #TravelSmart

ሪፖርታዥ
ማ.ሕ.ደ.ኤ፡ ሕልፍን ትርፍን ሽሻይ ዝተቐረቦ ቅርዓት
መርሃዊ ገብረሚካኤል
ፍርያት ዝተፈላለያ ትካላት መንግስቲ፡ ማሕበራትን ውልቃውያን ኣካላት�� ኣብ ምእንጋድ ተጸሚዱ ዝቐነየ ፈስቲቫል ኤርትራ 2025 ዝሓለፈ ሰንበት መጋረጃኡ ብወግዒ ምዕጻዉ ዝፍለጥ እዩ።
ቀጽሪ ኤክስፖ ካብ ጻት ናብ ጻት ብኣሻሓት ዝቝጸር ህዝቢ ኣብ ምእንጋድ እዩ ተጸሚዱ ቀንዩ። እትው ክትብል ብዓበይቲ መጉልሒ ድምጺ ዝተሰነየ ንትሕዝቶ ፍርያቶም ዘላልዩ ወሃብቲ ትካላት፡ ተኣንገድቲ ንምርካብ ብዓውታ ዝገብርዎ ናይ እንካን ሃባን መቓልሕ ንፈስቲቫል ዝያዳ ማዕርግ ክፈጥር ካብ ዝተ��እየ ኣጋጣሚ እዩ ነይሩ።
ህዝቢ’ውን እንተኾነ ንትሕዝቶ ናይ’ተን ትካላት ንምዕዛብ ኮነ ንምዕዳግ ናብ ዘድልዮ ብምትኳር፡ ተቛደስቲ ሽሻይ ፈስቲቫል ኤርትራ ክኾኑ እንክትዕዘብ፡ ምልኣት ጽባቐ ፈስቲቫልና መመሊስካ ክትነግዶ ዝድርኽ ስምዒት ይፈጥረልካ።
ኣብ ከምዚ ሃዋሁው ድማ ኢና ኣብ ቀጽሪ ኤክስፖ ፍርያተን ሒዘን ብምምጽእ፡ ትሕዝቶአን ንህዝቢ ከላልያን ክሸጣን ምስ ዝጸንሓና ብደቂ ኣንስትዮ ዝቖመ ማሕበር ዝተራኸብና። ኣባላት ናይ’ቲ ማሕበር ሓፈሻዊ ንጥፈታተን፡ ኩነታተንን ትሕዝቶአንን፡ ዘላሊ ምርኢት ኣቕሪበን ነይረን። ንገለ ኣባላት ተወኪስና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ እነሆ ናብ ትሕዝቶኡ።
ፈለማ ዝረኸብናያ ኣደ መንበር ���ይቲ ማሕበር ወይዘሮ ሰናይት ተስፋልደት እያ። ወ/ሮ ሰናይት ብዛዕባ’ቲ ትካል ኣብ ዝሃበትና መብርሂ።
እዚ፡ ማሕበር ሕርሻዊ ንግዲ ደቂ- ኣንስትዮ ኤርትራ (ማ.ሕ.ደ.ኤ) ወይ’ውን ኤዋ (EWAA) ተባሂሉ ይጽዋዕ። እዚ ብደቂ-ኣንስትዮ ዝቖመ ማሕበር ኣብ 2003 እዩ ብመንገዲ ሃገራዊ ቤት ምኽሪ ንግዲ ኤርትራ ተመስሪቱ። ቀንዲ ዕላማኡ ድማ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሕርሻዊ ንግዲ ኣፍልጦአን ብምብራኽ፡ ደረጃ መነባብሮአን ኣመሓይሽካ ኣፍረይቲ ዝኾናሉ ባይታ ምጥጣሕ እዩ።
እዚ ማሕበር፡ ብኸምዚ ኣገባብ ክቕጽል ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ 2013 ኣብ ትሕቲ ጽላል ሚኒስትሪ ሕርሻ ብምዃን ንጥፈታቱ ክቕጽል ጸኒሑን ኣሎን። ዝርጋሐኡን ኣባላቱን ንምዕባይ ከኣ ኣብ መላእ ሃገር ንዝርከባ ኣፍረይቲ ሕርሻ ደቂ ኣንስትዮ ንምጥርናፍ ዝብል መደብ ሒዙ ተበጊሱ። እንተኾነ ንኹለን ክጥርንፍ ኣይከኣለን። ቀንዲ ጸገም ናይዚ ከኣ ኣፍልጦ ዘይምህላው እዩ። ብዘይካ���ዚ ኣባላት ክኾና ዝጠልባ ደቂ ኣንስትዮ ካብዚ ማሕበር ገለ ሓገዝ ስለ ዝጽበያ፡ ነቲ እግሪ ኣብ ምትካል ዝነበረ ማሕበር፡ ብደሆ እዩ ኮይኑዎ። ብሰንኪ’ዚ ጸገማት ሃገራዊ ማሕበር ክንገብሮ ዝነበረና ራኢ ኣብ ውሱናት ዞባታት ጥራ��� ተሓጺሩ ክተርፍ ክኢሉ።
ኣብ ውሽጢ’ዚ 10 ዓመታት ግና ማሕበር ተፈላጥነቱ እናዓበየ ስለ ዝኸደ፡ ናብዚ ማሕበር ክጥርነፋ ዝደልያ ደቂ ኣንስትዮ እናበዝሓ ይመጽኣ ኣለዋ። ኣብዚ ግዜ’ዚ ቊጽሪ ኣባላት ናይዚ ማሕበር ናብ 80 በጺሑ ይርከብ።
ብመሰረት ቅዋም ማ.ሕ.ደ.ኤ ኣብ ትሕቲ’ዚ ማሕበር ዝጥርነፋ ደቂ ኣንስትዮ ከማልአኦ ዝለወን ረቛሒታት ኣሎ። ቀዳማይ ካብ ጓል 18 ዓመት ንላዕሊ ምስ እትኸውን። ካልኣይ ኣብ ሕርሻዊ ንግዲ ብውሑዱ ናይ ሓደ ዓመት ተመኩሮ ዘለዋ። ሳልሳይ፡ ናይ 50 ሽሕ ርእሰ-ማላ እዩ። እዚ ብገንዘብ ጥራይ ዝልካዕ ኣይኮነን። እኳ ደኣ ብመንጽር’ቲ ሕርሻዊ ንጥፈታት ንምክያድ ዝሕግዝ ወኒናቶ ዘላ ንብረት ዝትመን እዩ።
ክ��ብ 2022 ዝበዝሓ ኣባላት ናይዚ ማሕበር ኣብ ሕርሻዊ ንጥፈታት ጥራይ’የን ዘተኩራ ነይረን። ደሓር ግን፡ ብፍላይ መንእሰያት ኣባላት ክጥርንፍ ካብ ዝጀመረሉ ግዜ ብውሽጣዊ ዓቕሚ ኣባላቱ ጥረ ነገር ናብ ናይ መወዳእታ መልክዕ ንምምስራሕ ዘኽእል ደረጃ ብቕዓት ከጥሪ ክኢሉ ኣሎ። ካብ ጥረ ነገር ምቕራብ ሓሊፉ ዝተመስረሐ ፍርያት ብገዛእ ርእሱ ከቕርብ በቒዑ ይርከብ።
ብሓፈሻ እዚ ማሕበር ሕርሻዊ ንግዲ ከም ምፍራይ ደርሁ፡ ንህቢ፡ ከብቲ፡ ፍረታት፡ ኣሕምልቲ፡ ቀመማ ቀመምን ጸባን ውጽኢቱን ኣፍርዩን መስሪሑን ንኣገልግሎት ድሉው ዝገብር ማሕበር እዩ። ብኹሉ መዳይ ምስ ትርእዮ፡ እዚ ማሕበር ዘተኵረሎም ስርሓት ብዙሓት እዮም።
ኣባላት ናይ’ዚ ማሕበር ገለ ጥረ ነገር ኣብ ምቕራብ ክነጥፋ እንከለዋ፡ ገለ ከኣ ከኣ ክምስርሓ ይኽእላ። ብዘይካ’ዚ ካልኦት ኣባላት ብውጽኢት ናይቲ ዘተኩራሉ ንጥፈት ተሓጊዘን ዳግማይ መስሪሐን ወሰኽ ክብሪ ብምሃብ (value added) ናብ ጥቕሚ ዘውዕላሉ መንገዲ ኣብ ምፍጣር ዝርከባ ሓያላት ደቂ ኣንስትዮ ኣለዋ።
ማሕበር ንኣባላቱ ኣብ ምጥርናፍ ጥራይ ዘይኮነ፡ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ንክበጽሓ ኣፍልጠአን ኮነ ንቕሓተን ንምብራኽ ዝተፈላለየ ደረጃታት ስልጠና እዩ ዝህብ። ቀንዲ ኣተኩሮኡ ድማ ኣብቲ ሞያዊ ሕርሻ እዩ። ንህቢ፡ ደርሁ፡ ከብቲ፡ ፍረታትን ኣሕምልቲን ካልኦትን ብኸመይ ክትሕዞምን እንታይ ክንክንን ዕቃበታትን ��ገብራን ከም ዘለወንን ዝሕግዝ ኣስተምህሮ ዝህብ እዩ።
ኣብ ሕርሻዊ ንግዲ፡ ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ፍርያታ ንቐለብ ጥራይ ክተውዕሎ ዘይኮነስ፡ ንመሸጣ ዕላማ ዝገበረ ንጥፈታት ምስ እተሰላስል እያ ኣብዚ ማሕበር ቀጻልነታ ክተውሕስ ትኽእል። እዚ ክትገብር ምስ ዘይ ትኽእል እቶታን ደረጃኣን እናኣንቆልቆለ ናይ ምኻድ ተኽእሎ ኣዝዩ’ዩ ዝዓቢ። ስለዚ ድማ እየን ኣባላት ናይዚ ማሕበር ካብ ፍርያተን ተወሳኺ ፍርያት ብምርካብ ርእሰ ማለን ንምዕባይ ኣበርቲዐን ክሰርሓ ዝሕተታ። ንኣብነት፡ ናይ ንህቢ እተፍሪ እንተ ኾይና፡ ንፍርያታ ተወሳኺ ክብሪ ብምሃብ (value added) ክንዮ መዓር ብሰንፈፍ ዝተመስርሐ መግቢ ክተዳሉ ናብ ትኽእለሉ ባይታ ክትሰጋገር ዝድለ።
መግቢ፡ ጥዕናኡ ዝተሓለወ ውሑስ ንክኸውን ጽሬቱ ዝተማልአ ክኸውን ኣለዎ። ኣብዚ ግዜ’ዚ በዚ ማሕበር ዝቐርቡ ፍርያት ኣብ ምምስራሕ ኮነ ኣብ ምዕሻግ ካብቲ ቀደም ዝሰላሰሉሉ ዝነበሩ ንጥፈታት ዝተፈልየ እዩ።
ማ.ሕ.ደ.ኤ መብዛሕትኡ ስልጠና ብሚኒስትሪ ሕርሻን ከም ስማፕን፡ ናይ ቀደም ኖበል ኢንተር ፕራይዝን ካልኦትን መሻርኽቲ ኣካላትን’ዩ ዝወሃቦ። ቤት ምኽሪ ንግዲ ኤርትራ’ውን ንትካላዊ ምሕደራ ዝምልከት ኣስተምህሮ ከም ዝህብዎ ኣደ መንበር ወ/ሮ ሰናይት ትሕብር።
ወ/ሮ ሰናይት ኣብ መወዳእታ፡ ኣብ ኮምሳርያቶ ሓማሴን ኣብ ዘላ መናፈሻ፡ ፍርያት ናይዚ ማሕበር ወትሩ ዓርቢ ንህዝቢ ዝቕርበሉ ዕድል ኣሎ። እዚ፡ ንማ.ሓ.ደ.ኤ ንምትብባዕ ኣዝዩ ሓጋዚ እዩ። እዚ ዕድል’ዚ ኣባላት ምስ ህዝቢ ክላለያን ፍርያተን ናብ ዕዳጋ ክዝርግሓን ስለ ዘኽእለን፡ ነዚ ዕድል ኣብ ምፍጣር ንዝተሓጋገዘን ምምሕዳር ዞባ ማእከል ኣመስጊና።
ኣባላት ማ.ሕ.ደ.ኤ ካብዚ ማሕበር ብዙሕ ከም ዝኸሰባ እየን ዝገልጻ። ኣዜብ ተስፋማርያም ካብ ዞባ ማእከል ንኡስ ዞባ ቲራቮሎ ሓንቲ ካብ ኣባላት ናይቲ ማሕበር እያ። ���ሳ ቅድሚ ናብ ማ.ሕ.ደ.ኤ ምጽንባራ ኣብ ምርባሕ ደርሁ’ያ ክትነጥፍ ጸኒሓ። ድሕሪ’ዚ ኣብ 2022 ኣባል ናይ’ዚ ማሕበር ብምዃን፡ ንህቢ ኣብ ምፍራይ ክተተኵር መሪጻ። ብውሑድ ዓቕሚ ዝተጠርነፈት ወ/ሮ ኣዜብ፡ ብመንገዲ ማ.ሕ.ደ.ኤ ኣቢላ ብሃኮሰኤ ዝረኸበቶ ስልጠናን ልቓሕን ተሓጊዛ ደረጀኣን መነባብሮኣን ክብ ኣብ ምባል፡ እዚ ማሕበር ልዑል ኣስተዋጸኦ ከም ዝገበረ ትሕብር።
ኣብዚ ግዜ’ዚ መዓር እናሸጠት፡ ካብቲ መዓር ዝርከብ ሰንፈፍ’ውን ���ኒስትሪ ሕርሻ ብዝሃቡዋ ስልጠና ተሓጊዛ ክትምስርሕ ናብ ትኽእለሉ ባይታ ተሰጋጊራላ ምህላዋ ትገልጽ። ንኣብነት፡ ብመዓር ዝተደለወ ባህሪያዊ መለስለሲ ቆርበት (natural Vaseline) ንመዐገሲ ቃንዛን ፈጸጋን ዝሕግዝ፡ ብመዓር ዝተስርሐ ብሽኮቲ ሒዛ ንነጋድያን ፈስቲቫል 2025 ከምዘአንገደት ተረድእ።
ወ/ሮ ኣዜብ ኣብ ፈስቲቫል 2025 ንምርኢትን ንመሸጠን ሒዘነኦ ቀሪበን ዝነበራ ፍርያት ካብ ህዝቢ ጽቡቕ ተቐባልነት ከም ዝረኸባ ብምጥቃስ፡ ህዝቢ ካብ ብከሚካላት ዝተመስርሑ መጸባበቒ፡ ባህሪያዊ ፍርያት ሃገረን ክግልገሉሉ ኣተሓሳሲባ።
ኣባል ቀዳማይ ዙርያ ሃገራዊ ኣግልግሎት ዝኾነት ምግላስ ነማርያም’ውን ኣብቲ ማሕበር ተጠርኒፋ ፍርያታ ምስ ���ዝቢ ኣብ ምልላይ እያ ጸኒሓትና። ምግላስ ዝያዳ ብ “ማጊ” ዝብል ቅጽል ትፍለጥ ኮይና፡ ኣብዚ ማሕበር ድሕሪ ምጥርናፋ ብዙሕ ረብሓ ከም ዝረኸበት’ያ ትጠቅስ። ብ “ማጊ ዲኤምከይ” ዝብል ሕላገት ዝፍለጥ ፍርያት ምግላስ፡ ንዕብየት ህጻናት ልዑል ኣስተዋጸኦ ከም ዘለዎን ብክኢላታት ዝተረጋገጸ ምዃኑን እያ ትሕብር።
ዘቢብ እያሱ ቅድሚ ሓደ ዓመት እያ ኣ��ል ናይዚ ማሕበር ኮይና። ፍርያታ ኣብ ቅብኢ ኣዝርእቲ ዘተኮረ እዩ። ኣብ ትሕቲ ጽላል ማ.ሕ.ደ.ኤ ክትነጥፍ ካብ ትጅምር ንደሓር፡ ናይ ስራሕን ተመኩሮ ናይ ምልውዋጥ ባይታን፡ ንሞያኣ ዘዕቢ ሰፊሕ ስልጠና ከምኡ’ውን ፍርያታ ናብ ህዝቢ ተላልየሉ ዕድል ክትረክብ ከም ዘኽኣላ ድማ ትገልጽ።
ካብ ከባቢ ጎዳይፍ ዝመጸት ኣባል ማ.ሕ.ደ.ኤ ኤልሳ በርሀ’ውን ብወገና ንጻዕራ ዘንጸባርቕ ፍርያት’ያ ሒዛ ቀሪባ። ወ/ሮ ኤልሳ ኣብ መፍረ ንህዝቢን ውጽኢቱን ብምትኳር ስርሓ ተሰላስል። ንሰለስተ ዓመት ምስ ማሕደኤ ብምዃን ዘካየደቶ ንጥፈታት ድማ ኣዕጋቢ ውጽኢት ከም ዝረኸበትሉ ተመልክት። ብውጽኢት መዓር ዝተሰርሑ መለስለሲ ከንፈር ቻፒስቲክ፡ ዘይቲ ���እሲ፡ ፈውሲ ተውሳስ፡ ማዳን ቅርጥማትን ካልኦት ሕማማት ከሕዊ ዝኽእል ፍርያት ሒዛ ከም ዝቐረበት ብዝርዝር ተረድእ። ማሕደኤ ካብዚ ዘለዎ ንላዕሊ በሪኹን በልጺጉን ንኽወጽእ ቆላሕታ ሚኒስትሪታትን መሻርኽትን ብዝለዓለ መልክዑ ክዓዝዝ ብምዝኽካር፡ ናብቲ ፍርያት’ቲ ማሕበር ዝጠልብ ዝነበረ ህዝቢ ተፋንያትና።
ናይ ሸውዓተ ዓመት ኣባልነት ናይዚ ማሕበር ዘለዋ ወ/ሮ ንግስቲ ኣ��ዓሎም’ውን ኣብ ቀጽሪ ኤክስፖ ካብተን ፍርያተን ብትግሃት ንህዝቢ ክሸጣ ዝረኸብናየን ኣባላት ሓንቲ እያ። ፈለማ ኣብ ሕርሻን መፍረ ደርሆን’ያ ክትነጥፍ ጸኒሓ። ኣባላት ናይ’ዚ ማሕበር ተዓጻጺፍካ ናይ ምስራሕ ባህሪ ስለ ዘለወን፡ ንኹሉ’ውን ስልጠና ወሲደናሉ ስለ ዝጸንሓ ኣብ ዝገጠመን ሕርሻዊ ንግዲ ኣተኲረን ክሰርሓ ኣይጽገማን እየን። በዚ መሰረት እቲ ሓደ ክዝሕለካ እንከሎ ናብቲ ካልእ ትቕይረሉ መንገዲ ዝቐለለ ምዃኑ እያ ትገልጽ። በዚ ምኽንያት ኣብ ፈስቲቫል ብዝተፈላለዩ ጥረ-ነገራት ዝተመስርሑ ዕሹግ ጥሕኒ፡ ቆሎ፡ ሕልበት፡ ኣዋዘ፡ ኣባዕኸ ሒዛ ከም ዝቐረበት ትሕብር።
“ኣብ ኢዋ ምጥርናፍ መኽሰብ’ዩ” ዝበለት ወ/ሮ ንግስቲ፡ ኩሉ ሸነኻት ሕርሻዊ ንግዲ ክትፈልጥ፡ ብሚኒስትሪታትን ትካላትን ንዝወሃብ ስልጠና ብቐሊሉ ኣብ ምስታፍ፡ ተራ ናይ’ዚ ማሕበር ክንዮ’ቲ ሰባት ዝግምትዎ ኣኽሳቢ ብምዃኑን ኩለን ኣብ ተመሳሳሊ ስርሓት ዝነጥፋ ደቂ ኣንስትዮ ክጽንበረኦን ተላብያ’ያ ተፋንያትና።
ገለ ካብ’ቲ ኣብ ፈስቲቫል 2025 ቀሪቡ ዝነበረ ፍርያት ማሕበር ሕርሻዊ ንግዲ ደቂ- ኣንስትዮ ኤርትራ እምበኣር ሽሮ፡ በርበረ፡ እንቋቝሖን ብእንቋቝሑ ዝተመስርሑ ፍርያትን፡ ብመዓርን ሰንፈፍን ዝተመስርሑ ብሽኮቲታት፡ ባህሪያዊ መለስለሲ ቆርበት፡ ��ኤምከይ፡ ሓይሊ ዝህብ ጥሕኒ፡ ፒናት፡ ንዝተፈላለዩ መዓላ ዘገልግሉ ክሬማትን፡ ቀመማ ቀመም ናይ ሻሂ፡ ኣበሱዳ፡ ንሕባ፡ ህሩድ፡ ጸባን ውጽኢቱን ዝኾኑ ጠስሚ፡ ርግኦን ካልኦት ዝተፈላለዩ ሕርሻዊ ምህርቲን ዘጠቓለለ ትሕዝቶ እዩ ነይሩ።

ምርኢት ማሕበር ሕርሻዊ ንግዲ ደቂ ኣንስቲዮ ኤርትራ - መደብ ፍረ ጻዕሪ!
ማ.ሕ.ደ.ኤ #EWAA
"ዉሑስን መኣዛውን መግቢ፣ኣብ ኩሉ ንኹሉ!"
🙏♥️🐪🇪🇷✊🏿
https://t.co/rUATIvinE2
@bmd_bangladesh @RIMES_news @BDRCS1 @ifrc @sanjeevkafley @AchalaNavaratne @AJMatheou @resty_lou @isteak_ahammed @AnticipationHub @RCClimate @RohingyaResp @IOMBangladesh @UNHCR_BGD @Hrusikesh18 @AKGULALIAKGUL @RaquibRony @arafin_karim @ArchiePmolos @Azharul538 @yasifhasan @KAMRULMK00 @KShajibMunshi @tewanim @StatePRM @RedCross @UNDRR_AsiaPac @PrepareCenter Similarly, #CPP volunteers with #RCY engaged in hoisting 2🚩, #EWAA messaging, #evacuation of EVIs across #CoxsBazar.
At #DC office emergency meeting, @BDRCS1 & #CPP committed to be with people at risk, jointly with local #DMCs.
#Midhili #MoDMR @ifrc @UNDP_BD @UNDRR_AsiaPac

@bmd_bangladesh @RIMES_news @BDRCS1 @ifrc @sanjeevkafley @AchalaNavaratne @AJMatheou @resty_lou @isteak_ahammed @AnticipationHub @RCClimate @RohingyaResp @IOMBangladesh @UNHCR_BGD @Hrusikesh18 @AKGULALIAKGUL @RaquibRony @arafin_karim @ArchiePmolos @Azharul538 @yasifhasan @KAMRULMK00 @KShajibMunshi @tewanim @bmd_bangladesh announced Signal 6 for cyclonic storm 'MIDHILI' in #CoxsBazar.
✅#Refugee volunteers hoisted 2⛳️across camps
✅Disseminating #EWAA messages
✅Assisting relocations
📸#Refugee volunteers
@BDRCS1 @ifrc activated #EOC to monitor status & assist #EWAA & response.


Abu Dhabi Center for Sheltering and Humanitarian Care – Ewaa to host Art Therapy
To register, visit:
https://t.co/pFfpiWwoCF
#AbuDhabi #UAE #Ewaa #ForABetterLife #ThisIsOurCommunity #DCDAbuDhabi #ArtTherapy
@EwaaAbuDhabi
@DCDAbuDhabi
@ADMediaOffice

𝐀𝐛𝐮 𝐃𝐡𝐚𝐛𝐢 𝐏𝐨𝐥𝐢𝐜𝐞 𝐚𝐧𝐝 𝐄𝐰𝐚𝐚 𝐡𝐚𝐯𝐞 𝐬𝐢𝐠𝐧𝐞𝐝 𝐚𝐧 𝐚𝐠𝐫𝐞𝐞𝐦𝐞𝐧𝐭 𝐭𝐨 𝐢𝐦𝐩𝐫𝐨𝐯𝐞 𝐚𝐬𝐬𝐢𝐬𝐭𝐚𝐧𝐜𝐞 𝐟𝐨𝐫 𝐯𝐢𝐜𝐭𝐢𝐦𝐬 𝐨𝐟 𝐚𝐥𝐥 𝐟𝐨𝐫𝐦𝐬 𝐨𝐟 𝐯𝐢𝐨𝐥𝐞𝐧𝐜𝐞
#abudhabi #sunildubailawyer #thelawreporters #victims #abudhabipolice #ewaa

इस लिंक में उल्लिखित चैनलों के माध्यम से मानव तस्करी की रिपोर्ट करें और सहायता प्राप्त करें।
https://t.co/hreQxRrowt
@moiuae
#Ewaa
@DFWAC
#UAE_portal
Report human trafficking and get support through the channels in this link.
https://t.co/hreQxRrowt
@moiuae
#Ewaa
@DFWAC
#UAE_portal
𝐋𝐚 𝐅𝐀𝐎 𝐟𝐚𝐢𝐭 𝐮𝐧𝐞 𝐫𝐞𝐭𝐫𝐨𝐬𝐩𝐞𝐜𝐭𝐢𝐯𝐞 𝐬𝐮𝐫 𝐥𝐞𝐬 𝐝𝐢𝐱 𝐚𝐧𝐬 𝐝𝐮 𝐬𝐲𝐬𝐭𝐞𝐦𝐞 𝐝’𝐢𝐧𝐟𝐨𝐫𝐦𝐚𝐭𝐢𝐨𝐧 𝐬𝐮𝐫 𝐥𝐚 𝐬𝐞𝐜𝐮𝐫𝐢𝐭𝐞 𝐚𝐥𝐢𝐦𝐞��𝐭𝐚𝐢𝐫𝐞 𝐞𝐭 𝐥𝐚 𝐯𝐮𝐥𝐧𝐞𝐫𝐚𝐛𝐢𝐥𝐢𝐭𝐞 (𝐒𝐈𝐒𝐀𝐕) 🇲🇬🇲🇬
#EWAA

@AmbStesfamariam @FikreJesus Eritrean Women in Agribusiness Assoc. #EWAA, made Beles jam with minimum sugar content required. Delicious. @comesa_lusaka @RNGualeri
#EWAA - Eritrean Women in Agribusiness Association. Forward thinking.
#Environment #ClimateAction #SDGs @SDG2030 #Eritrea

United we stand towards a better Malaysia. Happy Malaysia Day to our beloved Malaysians!
#2022
.
.
.
#Malaysa #specialday #certificate #edu #wellness #academy #online #holiday #workshop #kl #MalaysiaDay #Malaysian #unity #Malaysiaku #EWAA

Last Seen Hashtags on Sotwe
Trends for you
Most Popular Users

Elon Musk 
@elonmusk
241.6M followers

Barack Obama 
@barackobama
119M followers

Cristiano Ronaldo 
@cristiano
114.2M followers

Donald J. Trump 
@realdonaldtrump
111.8M followers

Narendra Modi 
@narendramodi
107.2M followers

Rihanna 
@rihanna
98.7M followers

NASA 
@nasa
92.4M followers

Justin Bieber 
@justinbieber
91.8M followers

KATY PERRY 
@katyperry
89.9M followers

Taylor Swift 
@taylorswift13
83.8M followers

Lady Gaga 
@ladygaga
75.3M followers

Virat Kohli 
@imvkohli
73.2M followers

Kim Kardashian 
@kimkardashian
70.8M followers

YouTube 
@youtube
68.8M followers

Neymar Jr 
@neymarjr
66.2M followers

Bill Gates 
@billgates
65M followers

Selena Gomez 
@selenagomez
63M followers

The Ellen Show
@theellenshow
62.3M followers

CNN 
@cnn
61.8M followers

X 
@x
60.7M followers

































